ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ኣብ መንበሪኦም ኮይኖም ብቴሌቪዥን ንክመሃሩ ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ኣብ መንበሪኦም ኮይኖም ብቴሌቪዥን ንክመሃሩ ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ምኽትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣዲሱ ሻንቆ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ ፈነወ ኣብ ቴሌቪዥን ኣፍሪ…