ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ኣድሂቦም ምስ ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ኣብ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ትካላት መኽበርቲ ሕጊ ተዛቲዮም።
ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምዕጋት ኣብ ቀረባ እዋን ዘውፀኦ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብላዕለዋይነት ዝመርሕ ብቀዳማይ…