ኮሮናቫይረስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳልጦ መበል ካልኣይ ፍሉይ ኣኼብኡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል፣ ንምቁፅፃርን ዘስዕቦ ጉድኣት ንምቕናስን ዓሊሞም ዘውፅእዎ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ንግድብ ህዳሰን ንመከላኸሊ ኮቪድ-19ን ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ንግድብ ህዳሰን ንመከላኸሊ ኮቪድ-19ን ዝኸውን ሓገዝ ገይሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ “ናይ በሓቂ ሕድሕድ ተግባር ተመጣጣኒ መልሲ የስዕብ ኢዩ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ምስ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናንት ጀነራል ኣብደል ፈታህ ኣብደልራህማን ቡርሃን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናንት ጀነራል ኣብደል ፈታህ ኣብደልራህማን ቡርሃን ብቴሌፎን ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ፥ ኮቪድ 19 ዘስዕቦ ምንጋዕ ንምክልኻል ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 4 ነጥቢ 1 ሚልየን ተበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል መንግስቲ ትግራይ ብመሰረት ዘቕረቦ ፃውዒት ሓገዝ ካብ ዝተፈላለዩ ወገናት ልዕሊ ብር 4 ነጥቢ 1 ሚልየን ተበርኪቱ። ነዚ ሓገዝ ዘበርከቱ ወናኒ ኮንስትራክሽን ተኽለብርሃን እምባዬ ኣይተ ተኽለብርሃን እምባዬ ብር 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ቫይረስኮሮና ዓሊሙ ዝወፅአ ድንጋገ ህፁፅ ኣዋጅ ን3 ኣዋርሕ ኣናዊሑዎ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ቫይረስኮሮና ዓሊሙ ዝወፅአ ድንጋገ ህፁፅ ኣዋጅ ንሰለስተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ወሲኑ። ፈፃሚ ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና (COVID-19) ንምክልኻል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ንዳይሬክተር ጀነራል ትካል ውድብ ጥዕና ዓለም ከምዝድግፉ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ንዳይሬክተር ጀነራል ትካል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብሙሉእነት ከምዝድግፉ ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ፥ ዶክተር ቴድሮስ ትማሊ ረቡዕ ዝገበርዎ ፃውዒት ስዒቦም ኢዮም።…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዘ ተወሳኺ ሓደ ሰብ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዘ ተወሳኺ ሓደ ሰብ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 294 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ካብዚኦም እቲ ሓደ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፈ ምርግጋፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ኣብ ዘሳልጦ ፍሉይ ኣኼብኡ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ከፅድቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ኣብ ዘሳልጦ ፍሉይ ኣኼብኡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል፣ ንምቁፅፃርን ዘስዕቦ ጉድኣት ንምቕናስን ዓሊሞም ዘውፅእዎ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ከምዘፅድቕ ተገሊፁ። ብተወሳኺ መምርሒ ኣፈፃፅማ እቲ ኣዋጅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ዝምልከት ክሲ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል ካብ ዝርእይዎም ህፁፃት ጉዳያት ሓደ ክኸውን ከምዝግባእ መምርሒ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ አሸናፊ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል ካብ ዝርእይዎም ህፁፃት ጉዳያት ሓደ ክኸውን ከምዝግባእ መምርሒ ከምዝተውሃበ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 5ይ ዘበን 6ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ 1 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ብቪድዮ ኮንፈረንስ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ህፁፅ ጉባኤ ብምኽንያት ዓለምለኸ ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ኣብ ኩለን ዞባታት ትግራይ ኣብ ዝተተኸላ…