ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናይ ሞት ምፍርራሕ ይበፅሓኒ ኣሎ-ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምስ ቫይረስኮሮና ተታሓሒዙ ናይ ሞት ምፍርራሕን ዓሌታዊ ፀርፍን ይበፅሖም ከም ዘሎ ተዛሪቦም። ትማሊ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፥ "ትካል ጥዕና…
ኮሮናቫይረስ ቻይና ቀዳሞት ክልተ ብርኪ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምፍዋስ ዝተጠቐመትሉ ባህላዊ መድሓኒት ንኢትዮጵያ ክትልግስ ኢያ Gebremariam Weldegerima Apr 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ቀዳሞት ክልተ ብርኪ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምፍዋስ ዝተጠቐመትሉ ባህላዊ መድሓኒት ንኢትዮጵያ ብመልክዕ ደገፍ ክትልግስ ኢያ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሚኒስቴር ጥዕናን ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምቁፅፃር ኣብ ዘኽእል ዛዕባ…
ኮሮናቫይረስ ማረት ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ብር 2 ነጥቢ 2 ሚልዮን ዝዋግኡ ናውቲ ኣበርኪታ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር ክልተ ነጥቢ ክልተ ሚልዮን ዝዋግኡ 1000 ኮበርታ፣ 1000 ኣንሶላን 12 ላፕቶፕ ኮምፕዩተራትን ካልኦት ናውቲታትን ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣረኪባ። ዳይሬክተር…
ኮሮናቫይረስ ቻይናዊት ከተማ ዉሃን ድሕሪ 11 ሰሙናት ምንቅስቓስ ፈቒዳ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንፈለማ እዋን ዝተረኸበላ ቻይናዊት ከተማ ዉሃን ድሕሪ 11 ሰሙናት ምቅስቓስ ከምዝፈቐደት ተገሊፁ። ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝርከበላ እዋን ጀሚሩ ንዝሓለፉ 76 መዓልቲታት ተዓፂያ ዝፀንሐት እታ ከተማ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚራ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትየዮጵያ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ብዝብል ን5 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኣወጀ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ከምኡ እውን ከስዕቦ ዝኽእል ጉድኣት ንምንካይ ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዝምልከት ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ናይ ፅሑፍ መብርሂ ሂቡ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ…
ኮሮናቫይረስ ውሳነታት መበል 18 ህፁፅ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 18 ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። 1 . እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ከምኡ እውን እቲ ቫይረስ ከስዕቦ…
ኮሮናቫይረስ ብቫይረስ ኮሮና ንዝተለኸፉ ሰባት ዝሕግዙ ሰብ ሞያታት ጥዕና ዝኾኑ 645 መንበሪ ኣባይቲ ተዳሊዮም Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና ንዝተለኸፉ ሰባት ዝሕግዙ ሰብ ሞያታት ጥዕና ዝዓርፉሎም 645 መንበሪ ኣባይቲ ከምዝተዳለዉ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ከምዝበለኦ፥ ኣብ እዋን ከይዲ ምቁፅፃርን ምላሽ ምሃብን ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 3 ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 225 ሰባት እቶም ሰለስተ ውልቀ ሰባት ብኮቪድ-19 ከምዝተለኸፉ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እቲ ቫይረስ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ቤት ሚኒስትራት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና እናተበኣኣሰ ብምምፅኡ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ መጋቢት 30 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና እናተበኣኣሰ ምምፅኡ ምኽንያት ብምግባር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምእዋጁ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ እቲ ኣዋጅ ብዝምልከት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ማስተር ፕላን ትራንስፖርት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ መጋቢት 30 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርት ሃገር ለኸ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ማስተር ፕላን ትራንስፖርት ብዕሊ ከምዝተጀመረ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ እቲ ፕሮጀክት ብዝተተለመሉ እዋንን ፅሬትን ንኽዛዘም ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ኣድላዪ…