ቢዝነስ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ዴቪድ ማልፓስ፥ ኮቪድ-19 ዘስዕቦ ኢኮኖሚያዊ ምንጋዕ ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ዘሳለጥዎ ዘተ፥ ልቓሕ ዝኽፈለሉ እዋን ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዓሊሙ 1 ሽሕን 601 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ክፍትሑ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኡስ ግብረ ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዓሊሙ 1 ሽሕን 601 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቅሬታ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ክፍትሑ ወሲኑ። ኣተሓባባሪ እቲ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ኣይተ ተኪኡ ምትኩ ከምዝበልዎ ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስኮሮና…
ኮሮናቫይረስ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንምክልኻል ኮቪድ-19 ምስ ዝተጣየሸ ንኡስ ኮሚቴ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንምክልኻል ኮቪድ-19 ምስ ዝተጣየሸ ንኡስ ኮሚቴ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ ድማ ኣብ ቅድመ ድሉውነት ስራሕን ኣተገባብራን ምኽባር ሕጊን ድሕንነትን እቲ ንኡስ ኮሚቴ ብዝምልከት ገምጋም ኣካይዶም።…
ኮሮናቫይረስ ሚድያታት ትግራይ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣብ ዝጥሕሱ ኣካላት ብትኹረት ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድያታት ትግራይ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣብ ዝጥሕሱ ኣካላት ብትኹረት ክሰርሓ ከምዝግባእ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ዘፈር ኮሚንኬሽንን ሚድያን ገሊፁ። ሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይን ኣተሓባባሪት እቲ ንኡስ ግብረ ሓይሊን ወይዘሮ ሊያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈፃሚ ስራሕ ክልል ትግራይ ዘውፅኦ ድንጋገ ህፁፅ ኣዋጅ ጥሒሶም ዝተረኸቡ ሰባት ስጉምቲ ይውሰደሎም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዘውፅኦ ድንጋገ ህፁፅ ኣዋጅ ጥሒሶም ዝተረኸቡ ሰባት ስጉምቲ ከም ዝተወሰደሎም ቤት ፍርዲ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ጠቂሱ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ወረዳ ናዕዴር…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ስምምዕነት ሓገዝ ብር 965 ሚሊየን ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ስምምዕነት ሓገዝ ብር 965 ሚሊየን ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ተወካሊ ትካል ዓለም ለኸ ልምዓት እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ክርስቲያን ሮግን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘይሕጋዊ ትሕዝቶታት መሬት እናፍረሰ ምዃኑ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ እዋናዊ ኩነታት ሽፋን ብምግባር ወረራ መሬት እናተራኣዩ ምዃኖም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ብፍላይ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ወረራ መሬት ከምዝተርኣየ ገሊፁ። ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ህንፀት ቐረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ ትኹረት ተዋሂቡ ይሰራሕ ከም ዘሎ ቢሮ ሃፍቲ ማይ ክልል ትግራይ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎናጎኒ መኸተ ቫይረስ ኮረና ኣብ ህንፀት ቐረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ ትኹረት ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ገሊፁ፡፡ ዳይርክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቢሮ ኣይተ ፍትዊ ግደይ፥ ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ቐረብ ፅሩይ…
ኮሮናቫይረስ ብኮቪድ-19 ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ብስፍሓት ምርመራ ንምክያድ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮቪድ-19 ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ብስፍሓት ምርመራ ንምክያድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብ ሰብ ሞያታት መራኸብቲ ሓፋሽ ንዝቐረቡለን ሕቶታት ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ኣቢለን መልሲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 44 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 164 ሰባት ሓንቲ ውልቀ ሰብ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተልኸፋ ተረጋጊፁ። ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ምርመራ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ሰባት እቶም 26 በቲ ቫይረስ ምስ ዝተለኸፉ…