ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ዝተረኸቡ 9 ውልቀሰባት ብገንዘብ ተቐፂዖም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ዝተኸሰሱ ትሽዓተ ውልቀሰባት ቅፅዓት ገንዘብ ተበይኑሎም። እቶም ወልቀሰባት 9 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ፀባብ ኣብ ዝኾነት ሓንቲ ክፍሊ ውሽጢ ጫት እናቐሓሙ ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 4 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 766 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብዚኦም እቶም ኣርባዕተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ 22 ሚያዚያ 2012 ዓ.ም ከካይድ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ፅባሕ አኼቡኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኮቪድ-19፣ ምንዋሕ መረፃን ኣማራፂታት ሕጊን” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኮቪድ-19 ዝቕፅል መረፃ ንምክያድ ኣፀጋሚ ብምዃኑ መንግስቲ ኣርባዕተ መማረፂታት መፍትሒ ኣቕሪቡ። መንግስቲ ፥ “ኮቪድ-19፣ ምንዋሕ መረፃን ኣማራፂታት ሕጊን” ብዝብል ርእሲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ምስ ተናሓናሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እናወቕዐ ዝርከብ ዝናብ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኤጀንሲ ብሄራዊ ሜትሮሎጂ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ዝወቅዕ ዘሎ ዝናብ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኤጀንሲ ብሄራዊ ሜትሮሎጂ ገሊፁ። እቲ ተጠናኺሩ ዝቕፅል ዝናብ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ከስዕብ ዝኽእል ዋላ እንተኾነ፥ ንዘፈር ሕርሻ ግን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ከባቢ ሓደ ሽሕ ዓመት ዝገበረ ፍርስራስ ቤተ ክርስትያን ብስነ ኳዕቲ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ካብ 700 ክሳብ 1 ሺሕ ዓመት ዝገበረ ፍርስራስ ቤተ ክርስትያን ብስነ ኳዕቲ ተረኺቡ። ኣብቲ ወረዳ ጣብያ ሓድነት ቑሸት ደብረ ገርግስ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ሓደ ሽሕ ዓመታት ዝገበረ ፍርስራስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፃናትን ሰገናትን ንባዕሎም ካብ ቫይረስ ኮሮና ንኽሕልዉ ቀ/ሚ ኣቢይ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህፃናትን ሰገናትን ንባዕሎም ካብ ቫይረስ ኮሮና ንኽሕልዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ መንግስቲ እቲ ለበዳ ሕማም ንምክልኻል ዝሰርሖም ዘሎ ስራሕቲን ህፃናትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ንኢትዮጵያ 25 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻ ትገብሮ ፃዕሪ ዝውዕል 25 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ። ኢትዮጵያ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ብቐፃልነት ከምዝሕግዝ እውን ኣፍሊጡ። ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ መዓድን ኳርቲዝ ንምድላይ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኩባኒያ ክሩስ ኣሎስ ፒ ኤል ሲ ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ናብ ፈሳሲን ካልኦት ዝተፈላለዩ እታዎታት ኢንዱስትሪን ፔትሮ ኬሚካልን ናብ ዘገልግሉ ትሕዝቶታት ንምቕያር ዘኽእል ፋብሪካን ቴክኖሎጂን ንምጥያሽ ዝሕግዝ ን12 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ሰነድ ስምምዕነት መፅናዕቲ ተፈሪሙ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምህዞ ዝተሓወሶ ስራሕቲ ብምስራሕ ኮቪድ 19 ካብ ዘሰዕቦ ጉድኣት ምድሓን ከምዝከኣል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ምህዞ ኣብ እዋን ምንጋዕ” ብዝብል ኣርእስቲ “ዌቢናር ኣዲስ ወግ” መድረኽ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ተሳሊጡ። ምህዞ ዝተሓወሶ ስራሕቲ ብምስራሕ ኮቪድ 19 ካብ ዘሰዕቦ ጉድኣት ምድሓንን ንቐፃሊ ድልየትናን ፈተናናን መፍትሒ ምምፃእን…