ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ልዕሊ 12 ሺሕ ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ተፈቲሖም Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ መጋቢት 27፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ንልዕሊ 12 ሺሕ ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ምፍትሑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ኣይተ ሙሉሰው ዘውዴ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ብዘመሓላለፎ ውሳነ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነባርነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኾኑ ግዱሳት ሰብ ሃፍቲ፣ ንመከላኸሊ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን ብር 4 ሚልዮን ኣወፍዮም Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኣርባዕተ ሰብ ሃፍቲ ተወለድቲ ትግራይ ንመከላከሊ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝውዕል ብር ኣርባዕተ ሚልዮን ሓገዝ ከም ዝገበሩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎዲፋይ ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ታክሲታት ካብ ዘለወን ናይ ምስፋር ዓቕሚ ብፍርቂ ንኽንክያ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ግልጋሎት ወሃብቲ ታክሲታት ምቅርራብ ሰባት ንምንካይ ብዝብል ካብ ዘለወን ናይ ምስፋር ዓቕሚ ብፍርቂ ነክየን ንኸሳፍራ ተወሲኑ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ተሳፈርቲ ዕፅፊ ንኽኸፍሉ ከምዝተወሰነ፥ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ግልጋሎት ወለንታ ንምውፋር ዝተመዝገቡ ሰብ ሞያታት ሕክምና ብቐጥታ ኢንተርኔት ስልጠና ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ለበዳ ኮቪድ-19 ንምዕጋት ኣብ ግልጋሎት ወለንታ ክዋፈሩ ንዝደልዩ ሰብ ሞያታት ጥዕና ፃውዒት ምቕራቡ ይዝከር። እቲ ሚኒስቴር ዘቕረቦ ፃውዒት ስዒቡ ድማ ሰብ ሞያታት ጥዕና ብድሕረ ገፅ ተመዝጊቦም ኢዮም። ስለዝኾነ ድማ እቶም…
ኮሮናቫይረስ ቦሪስ ጆንሰን ናብ ሆስፒታል ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ተለኺፎም ንበይኖም ተፈሊዮም ክትትል እናገበሩ ዝፀንሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ትማሊ ለይቲ ናብ ሆስፒታል ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። እቶም ቀዳማይ ሚነስትር፥ ረስኒ ሓዊሱ ካልኦት ምልክታት ናይቲ ሕማም…
ኮሮናቫይረስ ጃክ ማ ንመከላኸሊ ኮቪድ-19 ዝሕግዙ ኣቑሑት ንኻልኣይ ግዘ ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ልኢኾም Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ኩባኒያ ኣሊባባ ጃክ ማ ንመከላኸሊ ኮቪድ-19 ዝሕግዙ ኣቑሑት ንኻልኣይ ግዘ ናብ ሃገራት ምልኣኾም ኣፍሊጦም። ፋውንዴሽን ጃክ ማ፥ ቅድሚ ሕዚ ሃገራ ኣፍሪካ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝገብረኦ ፃዕሪ…
ኮሮናቫይረስ ቀ/ሚ ኣቢይ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ኢትዮጵያውያን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሬኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሓለፉ ኢትዮጵያውያን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም…
ኮሮናቫይረስ ተወለድቲ ወረዳ ኢሮብ ነበርቲ ሃገረ እስራኤል ብር 1 ሚልየን ዝተገዝአት ኣምቡላንስ ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወለድቲ ወረዳ ኢሮብ ጣብያ እንዳልገዳ ዝኾኑ ነበርቲ ሃገረ እስራኤል ብር 1 ሚልየን ዝተገዝአት ኣምቡላንስ ሓገዝ ከም ዝገበሩ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ዞባ ምብራቕ ትግራይ ገሊፁ። እታ ኣምቡላንስ ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ገገዛና ብምዃን ፀሎት ንግበር-ንኡስ ግብረ ሓይሊ ትካላት ሃይማኖት Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኡስ ግብረ ሓይሊ ትካላት ሃይማኖት ክልል ትግራይ ክሳብ ሕዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቡ። እቲ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ሸውዓተ ትካላት ሃይማኖት ዝሓቖፈ እንትኾን፥ ተኸተልቲ ሃይማኖቱ ብዛዕባ ቀዛፍነት እዚ ሕማምን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ረብሓ ከይውዕሉ እገዳ ዝተገበረሎም መናፅሂ ኢድ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ መረጋገፂ ብቕዓት ዘይተውሃቦም ዝተፈላለዩ ውልቀ ሰባትን ትካላትን ብዘይሕጋዊ መገዲ “መሐለዊ ፅሬት ኢድ ኢዩ” ብምባል ኣብ ዕዳጋ ዘቕርብዎም ፅሬድ ኢድ ዝሕለወሎም ፈሰስቲ(Hand sanitizers) ከይሽየጡ…