Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2020

ምልክት ሕማም ሳምቡእ ኣርኢዮም ህይወቶም ዝሓለፉ ወዲ 68 ዓመት ኢትዮጵያዊ ቫይረስ ኮሮና ከምዝነበሮምን ከምዘይነበሮምን ንምርግጋፅ ይፃረ ኣሎ –…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ምልክት ሕማም ሳምቡእ ተተሓሒዙ ሕክምና እናተገበረሎም ዝፀንሑ ወዲ 68 ዓመት ኢትዮጵያዊ ሎሚ መዓልቲ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና አፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እቶም ውልቀ ሰብ ምስ ምልክት ሕማም ሳምቡእ ተተሓሒዙ ትማሊ ናብ…

ታሽዓይ ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ተዘኪሩ ንኸውዕል ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሽዓይ ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ንተዘኪሩ ንኽውዕል ተወሲኑ። ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ታሽዓይ ዓመት…

በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 29 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ናይ 68 ሰባት ምርመራ ቦራቶሪ ኣካይዱ ብቫይረስ…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ይኹን ግድብ ህዳሰ ንምዝዛም ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብዘይ ኣፈላላይ ከም ሓደ ሰራዊት ብሰዓራይ መንፈስ ክለዓል ይግባእ – ቀ/ሚ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ቫይረስ ኮሮና ክንከላኸሎ ኢና፤ ግድብ ህዳሰ እውን ክንዛዝሞ ኢና” ኢሎም። ህንፀት ግድብ ህዳሰ…

ኣብ መዓልቲ ክሳብ 400 ምርመራ ኮቪድ-19 ዝገብሩ መሳርሒታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢንስቲትዮት ምርምር ኣርማዎር ሃንሰንን ብሄራዊ ማእኸል ምርመራን መፅናዕቲን ጥዕና እንስሳትን ምርመራ ኮቪድ-19 ተጀሚሩ። ክልቲአን ትካላት ኣርባዕተ ማሽናት ኣርቲ ፒሲኣር ብምጥቃም ኣብ መዓልቲ ክሳብ 400 ዝኣክል ምርመራ ኮቪድ-19 ከምዝገብራ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍካ ኣብ ክሊ ቫይረስ ኮሮና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍካ ሲሪል ራማፎሳ ኣብ ክሊ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ኣድሂቦም ብስልኪ ተዛትዮም። እቶም ቀዳናይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ፅዕንቶ ኮቪድ-19…