መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ዘለዉ ዜጋታት ዝግበረሎም ዘሎ ክንክን ዝምልከት ዑደት ምግባር ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ክንክን ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ዘለዉ ዜጋታት ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ዑደት ምግባር ምጅማሩ ቤት ፅሕፈት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ዝወፅአ…