Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2020

ጃክ ማ ንሳልሳይ እዋን ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ክልእኹ ኢዮም

አዲስ አበባ ፣ ሚያዚያ 11 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ፋውንዴሽን ኣሊባባ ጃክ ማ ንሳልሳይ እዋን ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ክልእኹ ኢዮም። ጃክ ማ ብዝሓት ኣቑሑት ሕክምና ንሳልሳይ ግዘ ናብተን ሃገራት ከምዝልእኹ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር…

ጋና ኣንቢራቶ ዝነበረት ገደብ ምንቅስቓስ ብኽፋል ኣልዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኮፋዶ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ብዝብል ኣብታ ሃገር ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ምንቅስቓስ ብኽፋል ምልዓሎም ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ኣኮፋዶ እቲ ውሳነ ከመሓላለፉ ዝኸኣሉ፥ ኣብ ጋና ማእኸላት መመርመሪ ብምስፍሕፍሑን ፈሊኻ መፅንሒ…

ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስ ኮሮና ትግራይ መምርሒ ኣወሳስና ቕፅዓት ገበን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስ ኮሮና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 09 ሚያዝያ 2012 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ መምርሒ ኣወሳስና ቕፅዓት ገበን ከምዘፅደቐን ተሃነፅቲ ንምፍታሕ ዘኽእል ውሳነ ከም ዘመሓላለፈን ኣፍሊጡ። ኮማንድ ፖስት መኸተ…

በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ሕውነትና ብምጥንኻርን ቫይረስ ኮሮና ብምክልኻልን ክኸውን ይግባእ-ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ሕውነትና ብምጥንኻርን ቫይረስኮሮና ብምክልኻልን ክኸውን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንኹሎም…

ኢ/ር ታከለ ኡማ ንዝተፈላለዩ መናእሰይ ንበዓል ዝኸውን ውህብቶ ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ንዝተፈላለዩ መናእሰይ ንበዓል ዝኸውን ውህብቶ ኣበርኪቶም። እቶም ምክትል ከንቲባ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝነብሩ መናእሰይ 40 ኣብዑር ዝሃቡ እንትኾኑ፥ እቶም ኣብዑር ካብ ሰብ…

ኣፍሪካ ማእኸል ለበዳ ኮቪድ-19 ክትከውን ትኽእል’ያ -ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም፥ ኣፍሪካ እታ እትቅፅል ማእኸል ለበዳ ኮቪድ-19 ክትከውን ትኽእል'ያ ክብል ኣጠንቒቑ። ኣብዛ 1 ነጥቢ 3 ቢልየን ብዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ኣህጉር ክሳብ ሐዚ ኣስታት 19 ሽሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ክልከፉ እንከለዉ፥ ዛጊድ  ኣስታት 1…

ህዝብና መንግስቲ ብመሰረት ዘውረዶ መምርሒ ብሙሉእ ትግሃት ንዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቓስ እንእድ – ዶክተር ደብረፂዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ህዝቢ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ  መንግስቲ ብመሰረት ዘውረዶ መምርሒ  ህዝቢ ብሙሉእ ትግሃት ንዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቓስ ንኢዶም። እቶም ርእሰ…

በዓል ትንሳኤ ምንቅስቓሳትና ገዲብና እነኽብሮ ክኸውን ኣለዎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰባት በዓል ትንሳኤ እንተኽብ ምንቅስቓሳቶም ገዲዲቦም ከኽብሩዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 4 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 842 ሰባት እቶም ኣርባዕተ ውልቀ…

ስዑድ ዓረብ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ፍርቂ ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ንምሕጋዝ ቃል ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ዝኾነት ስዑድ ዓረብ ንክትባትን ተተሓሓዝነት ዘለዎም ፀረ ቫይረስ ኮሮና ስራሕቲን ንምስራሕ ዝውዕል 500 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ከምትገብር ኣፍሊጣ። ስዑድ ዓረብ እቲ ሓገዝ ንምግባር ዝወሰነት፥ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19…