ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 85 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 2 ሽሕን 926 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 85 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ድሕሪ ለበዳ ኮቪድ-19 ብበፃሕቲ ከብ ዝምረፃ ሸውዓተ ሃገራት ሓንቲ ክትከውን ኢያ – መፅሄት ፎርብስ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ድሕሪ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንበፃሕቲ ካብ ዝምረፃ ሸውዓተ ሃገራት ሓንቲ ከምትትከውን መፅሄት ፎርብስ ተንቢዩ። እቲ መፅሄት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ዘፈር ሪዝም ብልዑል ብርኪ ከምዝተጎድአ ኣፍሊጡ። ምስ እዚ ተተሓሒዙ ድማ ሃገራት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ደቡብ ኣሜሪካ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት 50 ሺሕ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣሜሪካ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት 50 ሺሕ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብታ ኣህጉር በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ናብ ሓደ ሚሊየን ከምዝተፀገዐ እውን ይግለፅ ኣሎ። ብራዚል፣ ቺሊን ፔሩን እቲ ቫይረስ ብልዑል ብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ 15 ክሳብ 22 ግንቦት 2012 ዘካይዶ ዝነበረ ኣኼብኡ ዛዚሙ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ መግለፂ ኣውፂኡ ኣሎ። ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ኣብ ዘካየዶ ኣኼብኡ ብቕልጡፍ እናተለዋወጠ ዝመፅእ ዘሎ ኩነታት ዓለም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግ ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግ ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣቢሉ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ “ካብ ታሪኽና እንታይ ንመሃር? ብኸመይ ብስነ ልቦና ንጠንክር?” ብዝብል ርእሲ ኢዩ እናተካየደ ዝርከብ። ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያታት ዘጋጠሙ ፀገማት ምፍታሕ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 50 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣብ ክልል ትግራይ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 50 ከምዝበፅሐ ኣፍሊጡ። እቲ ምርመራታት ብኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ከምኡ ድማ ብዩንቨርሲቲ ኣክሱም እዩ ዝካየድ ዘሎ።…