Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2020

ተምሃሮ 11ን 12ን ክፊሊ ትምህርቲ ሞያ ከምዝወሃቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተምሃሮ 11ን 12ን ክፊሊ ብስሩዕ ካብ ዝወሃቦም ትምህርቲ ጎድና ጎድኒ፤ ትምህርቲ ሞያ መምሃብ ከምዝጅመር ሚኒስትር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ክሳብ ሕዚ ኣብ ተግባር ዝነበረ ስርዓተ ትምህርቲ ሞያ መሰረት ዘይገበረ ስለዝኾነ፥ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ምስዛዘሙ ናብ…

ቀ/ሚ ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ኣብ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ዑድት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስት ዶክተር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስን ኣፈወርቂን ውዳብኡ ኣብ ዘመሓየሸ ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ዑድት ገይሮም። ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ዘርአዮ ለውጢ ዝድነቕ ኢዩ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ቢሾፍቱ…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ኣዳማን 50 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምፍራይ ንሚኒስቴር ትምህርቲ ምቕራብ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ኣዳማን 50 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምፍራይ ንሚኒስቴር ትምህርቲ ምቕራብ ጀሚረን። 40 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ካብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ፤ 10 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ድማ ካብ ፓርክ ኢንዱስትሪ…

ሕጊ ንምኽባርን ገበን ሕጊ ንምፍፃምን ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ 12 ሺሕን 37 ክሲታት ውሳነ ዓቃቢ ሕጊ ከምዝተውሃቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ሕጊ ንምኽባርን ገበን ሕጊ ንምፍፃምን ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ 12 ሺሕን 37 ክሲታት ውሳነ ዓቃቢ ሕጊ ከምዝተውሃበሎም ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ኣብ ርብዒ…

ባንኪ ዓለም ንኽታበት ኮቪድ-19 ዕሸል ሃገራት ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ዓለም ንኽትባት ኮቪድ-19 ዕሸል ሃገራት ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ባንኪ ዝገበሮ ሓገዝ ፋይናንስ፥ ክታበት ፀረ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ስራሕ እንትውዕል ንኽገዝኣሉን ከከፋፍላሉን ከምኡ እውን ንዜጋታተን ምርመራን ክንክንን ቫይረስኮሮና…

ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብፈረቓ ንምስላጥ ዝተትሓዘ ትልሚ ኣብ ነባራዊ ኩነታት እቲ ከባቢ ዝውሰን ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብፈረቓ ንምስላጥ ዝተትሓዘ ትልሚ ኣብ ነባራዊ ኩነታት እቲ ከባቢ ዝውሰን ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዶክተር ገረመው ሁሉቃ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 400 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ሓገዝ 400 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ኦስማን ዲዮን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።…

ኣብ ሃገራዊ ተጋላፅት ስግኣት ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ተግባር ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ፣ ግብረራዕዲ ብገንዘባዊ ሓገዝ ምግባርን ተተሓሓዝቲ ገበናት ኢኮኖሚን ፋይናንስን ዘተኮረ መፅናዕቲ ብዕሊ ተኸፊቱ። ሚኒስት ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል እቲ መድረኽ እንትኸፍታ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ ናብ…

ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ንሰለስተ ሙሁራት መዓርግ ፕሮፌሰር ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ትማሊ ንሰለስተ ሙሁራት መዓርግ ፕሮፌሰር ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፥ ዶክተር ታደሰ ኣወቀ፣ ዶክተር የማታው ወንዴን ዶክተር ኣሰግድ ደምሴን ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ተዋሂቡዎም። እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ማሕበራ…

ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይን ፕሪዚዳንት ኢሳያስን ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሪዚዳንት ኤርትራ ኣይተ ኢሳይስ ኣፈወርቂ ብእንግዶት ቀዳማይ ሚኒሰትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ፕሪዚዳንት ኢሳይስ፥ ኣብዚ ሰሙን ዝተመረቐ ፕሮጀክት ፓርክ እንጦጦ ቅድሚ ምጅማሩ፣ እናተሰርሐ እናሃለወ ከምኡ እውን…