Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2020

መበል 39 መንፈሳዊ ሰበካ ጉባኤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ሓፈሻዊ መንፈሳዊ ሰበካ ጉባኤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ፥ ቤተክርስቲያን ኣብ ክሊ ምርግጋፅ ልምዓት፣…

ቀ/ሚ ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ቀዳማይ ዙር ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ካብ ዝሳለጥ ንደሓር…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ምንካይ ስግኣት ሓደጋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ምንካይ ስግኣት ሓደጋ ይኽበር ኣሎ። “ዝተጠናኸረ ምምሕዳር ስግኣት ሓደጋ ንልምዓትን ምዕባለን ህዝቢ” ብዝብል መሪሕ ቓል እናተኸበረ ዝርከብ እቲ በዓል፥ ብብርኪ ዓለም ንመበል 32 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 11 ግዘ ኢዩ ዝኽበር…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኾነ ይኹን ልኡኽቶ ንምፍፃም ኣብ ፅቡቕ ቁመና ከምዝርከብ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኾነ ይኹን ልኡኽቶ ንምፍፃም ኣብ ዘኽእሎ ፅቡቕ ቁመና ከምዝርከብ ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ቀንኣ ያደታ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣፈፃፅማ ስራሕ ርብዒ ዓመት በጀት 2013 ዓ.ም ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ መግለፂ…

ኣብ ወርሒ መስከረም ጥራሕ ሕጊን ደምቢን ትራፊክ ዝተመሓላላፉ ልዕሊ 10 ሺሕ ኣሽከርከርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ውርሒ መስከረም ጥራሕ ሕጊን ደምቢን ትራፊክ ዝተመሓላላፉ 10 ሺሕን 711 ኣሽከርከርቲ ከምዝቐፅዐ ኤጀንሲ ማናጅመንት ትራፊክ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኤጀንሲው በመስከረም ወር ብቻ የትራፊክ ህግ እና ደንብን ለማስከበር ባደረገው የቁጥጥር…

ሱዳን ኣብ ጁባ ዝተበፅ ስምምዕነት ሰላም ኣፅዲቓቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሉኣላዊ ቤት ምኽንሱዳንን ካቢኔ ሱዳንን ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ ዝተፈረመ ስምምዕነት ሰላም ኣፅዲቑ። ሉኣላዊ ቤት ምኽንሱዳንን ካቢኔ ሱዳንን ትማሊ ምሸት ኣብ ዘሳለጡዎ ሓበራ ኣኼባ፥ ኣብ ዳርፉር ምስ ዝርከቡ ኣመፅቲ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዑደት ኣካይዶም። መፍለፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ኣብ ሓደ እዋን 2 ሺሕን 200 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከፈልፍል…

ህዝቢ ብቫይረስኮሮና ተለኺፉ ዓቕሚ ምፅዋር ከጥሪ ኣለዎ ምባል ዘይሞራላዊ እዩ – ዶ/ር ቴድሮስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ህዝቢ ብቫይረስኮሮና ተለኺፉ ዓቕሚ ምፅዋር ከጥሪ ኣለዎ ምባል ዘይሞራላዊ እዩ። እቶም ዋና ዳይሬክተር ሰባት በቲ ቫይረስ ክልከፉ ብምፍቃድ ናይ ምፅዋር ዓቕሚ ከማዕብሉ ምግባር ዘይሞራላዊ እዩ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ምምሕዳር ዘገልግሉ ኣመራርሓ ህወሓት በቲ ፓርቲ ዝተገበረሎም ጻውዒት ከምዘይቅበሉ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ሓላፍነት ቦታታት ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣመራርሓ ህወሓት ዝነበሩ ሕዚ ግን ናብ ውድብ ብልጽግና ንምእታው ዝወሰኑ ኣመራርሓ ህወሓት ዝተገበረሎም ጻውዒት ከምዘይቕበሉ ኣፍሊጦም። ህወሓት ኣብዚ ሕዚ ሰዓት…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 841 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 997 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 841 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 85 ሺሕን 136…