Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2020

ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከካይድዎ ዝፀንሑ ውድባዊ ኮንፈረንስ በዓል 7 ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምድማፅ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልተ መዓልታት ከካይድዎ ዝፀንሑ ውድባዊ ኮንፈረንስ በዓል 7 ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምድማፅ ተዛዚሙ። እቲ ኮንፈረንስ “ ኣብ መገዲ ብልፅግና ክጓዓዝ ዝኽእል ኣመራርሓ ንህነፅ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ…

ለበዳ ቫይረስኮሮና ስዒቡ በጀት ዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ ብ46 ሚኢታዊ ዓብዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ስዒቡ በጀት ዓውዲ ጥዕና ብ46 ሚኢታዊ ክዓቢ ከምዝገበረት ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብምኽኒያት እቲ ቫይረስ ባህጊ ትካላት መውሃቢ ኣገልግሎትን ናውቲ መሐለዊ ፅርየት…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ መንጎ ውልቀ ሰባት ብዝተወለዐ ጎንፂ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ወረዳ ማንዱራ ኣብ መንጎ ውልቀ ሰባት ብዝተፈጠረ ጎንፂ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ሓላፊ ቢሮ ህንፀት ሰላምን ፀፅታን ኣይተ ጋሹ ዱጋዝ፥ እቲ ጎንፂ ትማሊ ለይቲ ሰዓት 8 ከምዘጋጠመ ገሊፆም። ብመሰረት…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምድላዋቱ ብቋንቋ ዓረብኛ ኣቢሉ ብቴሌቪዥን ምትሕልላፍ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምድላዋቱ ብቋንቋ ዓረብኛ ኣቢሉ ብቴሌቪዥን ምትሕልላፍ ክጅምር ኢዩ። ካብ ዝጣየሽ ልዕሊ 25 ዓመት ዘቑፀረን ኣብ ታሪክ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ናይ ባዕሉ ኣሰር እናቐመጠ ዝተጓዓዘን ፋና…

ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ዝተኸሰስዎ ገበን ክሲ ኣብ መጋባእያ ንምንባብ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ዝተኸሰስዎ ገበን “ሕገ መንግስቲ ንምፍራስ ብምሕሳብ ዝተፈላለዩ ንሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ዝፃረሩ ሰነዳት ሽግግር ብምስንዳእ” ዝብል ክሲ ኣብ መጋባእያ ንምንባብ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ። ስለዝኾነ እቶም ተኸሳሲ ሎሚ ንጎሆ ኣብ…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ግልገል ግቤ 3 ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ግልገል ግቤ 3 ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ከባቢ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣካል ናይ ዝኾነ ህንፀት ሰብ ስራሕ ሩባ…

ከተማ ቺንዳው 9 ሚልየን ነበርታ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልታት ምርመራ ላባራቶሪ ቫይረስኮሮና ክትገብረሎም ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይናዊት ከተማ ቺንዳው ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ሓንቲ ከተማ ን9 ሚልዮን ነበርታ ምርመራ ቫይረስኮሮና ከምእተካይድ ተገሊፁ። ካብ ካልእ ከባቢ ዝመፅኡ ሕሙማት እቲ ቫይረስ ኣብ ዝሕከሙሉ ሓደ ሆስፒታል ብርክት ዝበለ መልከፍቲ ስለዝተራእየ'ዩ ነዚ ክትገብር…

መበል 13 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 13 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ “ሰንደቕ ዕላማና ንሰላምና፣ ሕብረትናን ሃገራዊ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ መዓልቲ 2 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ተኸቢሩ። እቲ በዓል በቢዓመቱ ዝተፈላለዩ መሪሕ ቃላት እናተመረፀሉ፥ ብፌዴራል፣…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፍሉይ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ንኣካላት ፀፅታ፣ ድሕንነትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣2 ጥቅምት፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀልን ኢሬቻን ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ፀፅታ፣ ድሕንነትን መዳርግቲ ኣካላትን ፍሉይ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ኣካይዱ። እቲ ስነ-ስርዓት ኣብ ፓርክ ሕውነት ትማሊ ኢዩ ተሳሊጡ። በዓል…

ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ጅማ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ጅማ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ኣባጅፋር እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባቀብላ ገይረሙሎም።…