ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 865 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 24 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 865 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ዘተኮረ ዘተ ከምዝነበረ ቀዳማይ መኒስትር ኔታንያሁ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌሰቡክ ገፆም ፅሒፎም። ቀዳማይ ሚነሲትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020 ብምዃኑ ሓጎሶም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020 ብምዃኑ መልእኽቲ እንኳዕ ኣሐጎሰኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣርመኒያን ኣዘርባጃንን ክተሸማግል ኢያ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩሲያ ኣብ ክልል ናጎርኖ ካራባህ ናብ ኲናት ዝኣተዋ ኣርመኒያን ኣዘርባጃንን ክተሸማግል ከምዝኾነት ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ቅድሚ ሓደ ሰሙን ናብ ኲናት ምእታወን ይፍለጥ። እቲ ኣብ ከተማ ሞስኮ ክግበር ዝተሓሰበ ዘተ ናብ ኲናት ካብ ዝኣትዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበራዊ ሚዲያ ብግቡእ ዘይጥቀሙ ኣካላት ብር ካብ 50 ሺሕ ክሳብ 5 ዓመት ማእሰርቲ ከምዘቕፅዕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያ ብግቡእ ዘይጥቀሙ ኣካላት ብር ካብ 50 ሺሕ ክሳብ 5 ዓመት ማእሰርቲ ከምዘቕፅዕ ተገሊፁ። ኣብ ዳይሬክቶሬት ትምህርቲን ስልጠናን ዓቃቢት ሕጊ የሰውዘር ኣበበ ከምዝበለኦ፥ ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ ብዝምልከት ብሕጊዘ ተቐመጡ ገደባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሞያ መምህርነት እናገልገሉ ዝነበሩ ሰብሞያታት ሃገራዊ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሞያ መምህርነት እናገልገሉ ዝነበሩ ሰብሞያታት ሃገራዊ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፀዊዑ። እቲ ሚኒስቴር ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተቛሪፁ ዝነበረ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምሕጋዝ መምህራን ኣብ ቀረበኦም ኣብ ዝርከባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 8 ዩኒቨርሲቲታት ማእኸል ልህቀት ምርምር ተባሂለን ተሓሪየን Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ሸሞንተ መንግስታዊ ዩኒቨርሲቲታት ማእኸል ልህቀት ምርምር ተባሂለን ከምዝተፈለያ ሚኒስቴር ሳይንስ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ማእኸል ልህቀት ክኾና ዝተሓረያ ዩኒቨርሲታት ድማ፥ ዩነቨርሲቲ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 13 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 13 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ “ሰንደቕ ዕላማና ንሰላምና፣ ሕብረትናን ሃገራዊ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝቕፅል ሰኑይ 2 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ከምዝኽበር ተገሊፁ። እቲ በዓል በቢዓመቱ ዝተፈላለዩ መሪሕ ቃላት እናተመረፀሉ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020 ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲሽ ልማት ኖቤል ሰላም 2020 ኮይኑ። ሓደ ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝኾነ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ እቲ ሽልማት ክኸውን ዝኸኣለ ጥሜት ንምንካይ ብዝገበሮ ፃዕሪ ከምዝኾነ እቲ ኮሚቴ ሽልማት ኖቤል ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተሓከምቲ መድሓኒት ዝተላመደ ቲቢ ዝተመጣጠነ ምግቢ ይከፋፈል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንተሓከምቲ መድሓኒት ዝተላመደ ሕማም ቲቢ ዝተመጣጠነ ምግቢ እናተኸፋፈለ ምዃኑ ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ዝከፋፈል ዘሎ ምግቢ መድሓኒት ዝተላመደ ሕማም ቲቢ ኣቢሉ ሰውነቶም ብሕፅረት ምግቢ ንዝተጎድኡ ወገናት ከምዝኾነ ኣብቲ…