ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክትሪን ፖሊስ ፌዴሪኢ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶክትሪን ፖሊስ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ዶክትሪን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ብኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ሚኒስቴር ሰላምን እናተሰናድአ ከምዝፀንሐ ተገሊፁ። ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል፥ ፖሊስ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ዝሕሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤን ኣመራርሓታትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቅድመ ምድላው መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ኣመራርሓታት እቲ ባይቶን ቅድመ ምድላው መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ንምዕዛብ ዑደት ኣካይዶም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፥ ሻድሻይ ካገራዊ መረፃ መከላኸሊ መገዲታት ቫይረስ ኮሮና ብምትግባር ንኽካየድ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ኮሙዩኒኬሽንን ኳታር ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ኮሙዩኒኬሽንን ኳታር ጃሲም ሲይፍ ኣሕመድ ኣል ሱላይቲ ተዛቲየን። ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተኻየደ እቲ ዘተ፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ዓውዲ ዘለወን ምትሕብባር ዝምልከት ገምጋም…
ስፓርት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣቀባብላ ተገይሩላ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ቫሌንሺያ ክብረወሰን ዓለም ደቂ ኣንስትዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ዝሰበረት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ለተሰንበት ምስ ዋና ኣሰልጣኒኣ ሃይለ ኢያሱ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተቀዳሚ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለ መዳይ ኢኒሼቲቭ ሃገራዊ ዘተ ብዕሊ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩለ መዳይ ኢኒሼቲቭ ሃገራዊ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጣይሹ። እቲ ኢኒሼቲቭ ኣብ ክሊ መሰረታዊ ዝኾኑ ሃገራዊ ዛዕባታት ዘላቒ መድረኽ ዘተ ናይ ምፍጣር ትልሚ ከምዝሓዘ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ ዕላዊ ምጥያሽ መደረ ዝገበሩ ኣካቢ ሓበራዊ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢን ድሕንነትን ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢን ድሕንነትን ሕብረት ኣውሮፓ ምክትል ፕሬዚዳንት ሆሴፕ ቦረል ፎንትለስ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣባላት ካቢነኦም ብምዃን ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደሴን ኮምቦልቻን ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ደሴን ኮምቦልቻን ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጥንኻርን ህዝቢ ብህወሓት ዝዝረቡ ኣዕነውቲን መሰረት ዘይብሎምን መረዳእታታት እንተይተደናገረ ብሓባር ናይ ምንባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 297 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)297 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብቶም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን እቶም 25 ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቶም ተመለስቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሚሳይላትን ካልኦት ከቢድቲ ብረታትን ኣብ ዝነበሮ መኽዘን ኣፅዋር ሩሲያ ከቢድ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መኽዘን ኣፅዋር ብዘጋጠመ ባርዕ ነበርቲ 14 ዓድታት ካብ ዝነበሩሉ ከባቢ ክወፅኡ ተገዲዶም። በቲ ሓደጋ ብውሑድ ሽዱሽተ ሰባት ክቖስሉ እንከለዉ፥ ካልኦት ሓሙሽተ ድማ ኣብ ሆስፒታል ሓገዝ ሕክምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጂማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 409 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጂማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 409 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምኡ'ውን ፒ ኤች ዲ ዝተምሃሩ እንትኾኑ፥ ቅድም ክብል ምስ ዝተመረቑ 3 ሺሕን 139 ተምሃሮ…