ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ሽዱሽተ ዛዕባታት ብምድሃብ ከምዝዛተ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሽሕ ርሕቐት ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ምምዝጋባ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሽሕ ርሕቐት ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ምምዝጋባ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ “ሰብ ዋና ሓዱሽ…
ስፓርት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሽሕ ርሕቐት ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ትማሊ ኣብ ሰፔን ቫለንሽያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ 14 ፡ 06 ፡ 62 ግዜ ብምዝዛም ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ። እቲ ክብረ ወሰን ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ተታሒዙ ዝፀንሐ እዩ።…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 892 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 254 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 892 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 80 ሺሕን 895…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮ በቢብረኩ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ንምምላስ ምድላዋት እናተዛዘሙ ይርከቡ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮ በቢብረኩ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ንምምላስ ምድላዋት እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ኩለን ዩኒቨርሲታት ኣብ ቀረባ እዋን በቢታራ ተምሃሮአን ከምዝቕበላ ዝሓበረ እቲ ሚኒስቴር፥ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝተትሓሓዘ ብቋንቋ ዓረብ ምስ ዝፅሕፉ ሰብ ሞያታት ሚዲያ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ዳይሬክትር ጀነራል ፓብሊክ ዲፕሎማሲን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝተትሓሓዘ ብቋንቋ ዓረብ ምስ ዝፅሕፉ ሰብ ሞያታት ሚዲያ ዘተ ተሳሊጡ። ኣበብቲ እዋን ዘተ ኣብ ህልዊ ሓፈሻዊ ምንቅስቓስን ኣብ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዝራእቲ የጥቅዕ ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዝራእቲ እናጥቀዐ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ወራር ዕስለ ኣምበጣ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ወረዳታት ራያ ጨርጨር፣ ራያ ኣላማጣ፣ ራያ ዓዘቦን ከምዝተርኣየ ተገሊፁ ኣሎ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንኹን ኣቢያተ ትምህርቲ ብናፃ ክወሃብ ኢዩ – ሚኒስትር ትምህርቲ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ምድላዋት ከምዝዛዘመን ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ስራሕቲ ምምላእ ኣድለይቲ እታወታት እናሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ስለዝነ ድማ ሚኒስቴር ትምህርቲ ስሩዕ ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማሩ ናብ ኩለን መንግስታዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝርገሐ ዕስለ ኣምበጣ መተሓሳሰቢ እናኾነ ይመፅእ ስለዘሎ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት ከየብፅሕ ሕብረተሰብ ኣካል ወፍሪ ምክልኻል ንኽኸውን ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ዕስለ ኣምበጣ መተሓሳሰቢ እናኾነ ይመፅእ ስለዘሎ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት ከየብፅሕ ሕብረተሰብ ኣካል ወፍሪ ምክልኻል ክኸውን ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ፀዊዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ምስ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጎርጎራ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓደ ኣካል መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ከባቢ መተግበሪ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዑደት ኣሳሊጦም። ብብርኪ ሃገር ኣብ ሰለስተ መባፅሕቲ ቦታታት ብብር ሰለስተ ቢሊየን ንምልማዕ መርሃ ግብሪ መተኣኻኸቢ እቶት እናተሳለጠ…