ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ውሽጢ ማእኸል ንግዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 6 ሚሊየን ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ውሽጢ ማእኸል ንግዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 6 ሚሊየን ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 9 ደምበል ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ውሽጢ ሓደ…