ዝመረፀና ህዝቢ ውክልንኡ ክሳብ ዘልዕል ሓላፍነትና ምውፃእ ክንቅፅል ኢና – ኣባላት ቤት ምኽሪ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣2013 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝመረፀና ህዝቢ ውክልንኡ ክሳብ ዘልዕል ዝተውሃበና ህዝባዊ ሓላፍነት ምውፃእ ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም።
ሜላታት ምክልኻል ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ብጥንቃቐ ብምፍፃም ምርጫ ክሳብ ዝካየድ ውክልና ዝመረፆም ህዝቢ…