Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2020

ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚራ በሪታታ ንቱሪዝም ክፍቲ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ጀሚራ በሪታታ ንቱሪዝም ክፍቲ ከምእትገብር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ ከምዝበልዎ፥ ቫይረስኮሮና ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ልዑል ፅዕንቱ ኣሕዲሩ ፀኒሑ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 618 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 62 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 618 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 79 ሺሕን 437…

ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)5ይ ዘበን 6ይ ዓመት እዋን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ 25 መስከረም 2013 ዓ.ም ተሳሊጡ። እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ…

ብዓል ብሄር ብሄረሰባት ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ናይ ኣከባብራ ለውጢ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሎሚ ዘበን ኣብ ዝኽበር ብዓል ብሄር ብሄረሰባት ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ናይ ኣከባብራ ለውጢ ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ። ቅድመ ሐዚ ብሓንቲ ክልል ኣሰናዳኢነት ዝኽበረሉ ዝነበረ መገዲ ብምትራፍ ካብ 15 ሕዳር 2013 ዓ.ም ጀሚሩ…

ዘፈር ህንፀት ፖሊቲካን ርእዮተ ኣለምን ፓርቲ ብልፅግና መድረኽ ዘተ ሃገራዊ ገምጋምን ትልሚን የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ህንፀት ፖሊቲካን ርእዮተ ኣለምን ፓርቲ ብልፅግና መድረኽ ዘተ ሃገራዊ ገምጋምን ትልሚን የሳልጥ ኣሎ። ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት ዘፈር ህንፀት ፖሊቲካን ርእዮተ ኣለምን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ኣብ ዝገበርዎ መኽፈቲ መደረ፥ እቲ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ዓቀብቲ ሕጊ ኣብቲ ክልል ብምኽንያት መንግስታዊ ኢድ ኣእታውነትን ውሳነን ስራሕ ደው ምባል ኣድማ ክገብሩ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ዓቀብቲ ሕጊ ኣብቲ ክልል ብምኽንያት መንግስታዊ ኢድ ኣታውነትን ውሳነን ስራሕ ደው ምባል አድማ ካብ ሎሚ ጀሚሮም ክገብሩ እዮም። ብዘለና ልዑል ናይ ድሕንነት ስግኣት ምኽንያት ስምና ኣዬጠቐስ ዝበሉ ዓቀብቲ ሕጊ ንትካል…

ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ብሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ነበርቲ ክልል ዓፋር ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝግመቱ ናውቲታት ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ብሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ነበርቲ ክልል ዓፋር ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝግመቱ ናውቲታት ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ካብ ማሕበረሰብ ሙስሊም፣ ተካላት ገብረ ሰናይን ውልቀ ሰባትን ነበርቲ ከተማ መቐለ…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉልጉሙዝ ወረዳ ድባጢ ተመዛቢሎም ዝነበሩ 213 ክፋላት ሕብረተሰብ ናብ መረበቶም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉልጉሙዝ ወረዳ ድባጢ ሓይሊታት ጥፍኣት ብመሰረት ዘበፅሕዎ መጥቃዕቲ ተመዛቢሎም ዝነበሩ 213 ክፋላት ሕብረተሰብ ናብ መረበቶም ተመሊሶም። እቶም ተመዛበልቲ ካብ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ጊዚያዊ ማእኸል ጋሌሳ ከምዝፀንሑ ተገሊፁ።…

ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ብልዕሊ 17 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ራያ ጨርጨር ብልዕሊ 17 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ወፃኢ ዝተሃንፀ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ትማሊ 24 መስከረም 2013 ዓ.ም ንጉሆ ከምዝተመረቐ ቤት ፅሕፈት ምግባረ-ሰናይ ትእምት ኣፍሊጣ። እቲ ቤት ትምህርቲ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ካብ ዝሕከምሉ ዝነበሩ ሆስፒታል ሎሚ መዓልቲ ክወፅኡ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ክትትል ሕክምና ቫይረስኮሮና ይገብሩሉ ካብ ዝነበሩ ሆስፒታል ሎሚ መዓልቲ ክወፅኡ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ሆስፒታል ክትትል ሕክምና…