ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣባገዳታት፣ ኣዳ ስንቄታትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ዝተኸበረ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኢዩ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ብልዕሊ 17 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ፅባሕ ክምረቕ እዩ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ራያ ጨርጨር ብልዕሊ 17 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ወፃኢ ዝተሃንፀ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፅባሕ 24 መስከረም 2013 ዓ.ም ንጉሆ ከምዝምረቕ ቤት ፅሕፈት ምግባረ-ሰናይ ትእምት ኣፍሊጣ። እቲ ቤት ትምህርቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 890 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 916 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 890 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 76 ሺሕን 988…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ብቫይረስኮሮና ድሕሪ ምልካፎም ኣብ ውሸጢ 24 ሰዓት ናብ ሆስፒታል ተወሲዶም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብቫይረስኮሮና ድሕሪ ምልካፎም ኣብ ውሸጢ 24 ሰዓታት ናብ ሆስፒታል ተወሲዶም። ቤት ፅሕፈት መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፥ እቶም ፕሬዚዳንት ብዛይካ ድኻም መንፈሱ ፅቡቕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ዶናልድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ኣብ ሆራ ፊንፊኔ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም 2013፣ (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ኣባገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተረኺቦም። በዓል ኢሬቻ ናይ ምስጋና፣ ፍቕሪ፣ ሰላም፣ ዕርቅን ይቕሬታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚቴ መተሓባበሪ ፀፅታ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ካብ ዝፍንዉዎ ክፉእ ተግባር ብምቁፅፃር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ሓላፍነቱ ከምዝዋፃእ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ መተሓባበሪ ፀፅታ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ይሰርሑዎ ዘለዉ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ብምቁፅፃር ድሕንነት ዜጋታት ኣብ ምሕላው ሓላፍነቱ ከምዝዋፃእ ኣፍሊጡ። እቲ ብሄራዊ ኮሚቴ ፅባሕ ኣብ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሓደ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቕንፀላ ኣርቲስ ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ 4 ውልቀ ሰባት ክሲ ተመስሪቱዎም Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቕንፀላ ኣርቲስ ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ 4 ውልቀ ሰባት ክሲ ተመስሪቱዎም። እቲ ክሲ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ልደታ ቀዳማይ ምድብ መጋባእያ ጉዳያት ገበን ሕገ-መንግስቲን ፀረ ግብረ ራዕዲን ዝተኸፈተ እንትኸውን፥ ተኸሰስቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ታረኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዝምልከት ዝርከበሉ ብርኪ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣጎብኒዩ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ብዝምልከት ዝርከበሉ ብርኪ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣጎብኒዩ። እቲ ቦርድ ኣብቲ እዋን ዑደት ከምዝገለፆ፥ ኣብ ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ 50 ሚሊየን ዝኾኑ መረፅቲ ድምፂ ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
ቢዝነስ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 400 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ 400 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ። እቲ ሓገዝ ፕሮግራም ሴፍቲኔት ከተማ ንምሕጋዝ ዝውዕል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ኣፍሎጡ። ካብ ውሽጢ እቲ ሓገዝ 50 ሚሊየን ዶላር ስደተኛታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ፎረም ሰላም ኢሬቻ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ፎረም ሰላም ኢሬቻ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ኦሮሞ ናብ ነባር ምንነቱን እሴቱን ንኽምለስ መንግስቲ እቲ ክልል ብልዑል ኩነታት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፆም። ሕውነት…