Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2020

ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ፍፃመ ንምብፃሕ ንፃት እውን ጠጠው ዘብለና ሓይሊ የለን – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ”ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ፍፃመ ንምብፃሕ ንፃት እውን ጠጠው ዘብለና ሓይሊ የለን” ክብል ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ፕዚዳንት ኣሜሪካ ዳዶናልድ ትራምፕ ብዛዕባ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም…

ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘለዉ ኣፈላላያት ብዘተ ምፍታሕ ከምዘበረታትዕ ኢጋድ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በየነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘለዉ ኣፈላላያት ብዘተ ምፍታሕ ከምዘበረታትዕ ኣፍሊጡ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ፥ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ዝግበሩ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ፕሮጀክት ህንፀት መንገዲ ኮንክሪት ኣስፋልት ሃይቅ- ቢስቲማ – ጭፍራ ብዕሊ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ህንፀት መንገዲ ኮንክሪት ኣስፋልት ሃይቅ- ቢስቲማ - ጭፍራ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዘጀመሩዎ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ፥ 74 ነጥቢ 3 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ኣለዎ። ልዕሊ ብር 2…

ፋውንዴሽን ሮታሪ ንሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍልጦ ሂቡወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፋውንዴሽን ሮታሪ ንሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍልጦ ሂቡወን። ፋውንዴሽን ሮታሪ፥ ነተን ሚኒስትር ፖል ሃሪስ ፌለው ገይሩ ኢዩ ሸይሙወን ዘሎ። ዶክተር ሊያ፥ ናይ ክብሪ ኣባል ሮታሪ ክበብ ምዕራብ ኣዲስ ኣበባ ምዃነን እውን…

ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምሕላውን ምድንጋራት ንምፅራይን ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ክግበር ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምሕላውን ምድንጋራት ንምፅራይን ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ከምዝግበር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊጾም። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም መዛረቢ ወቐሳ…

ብቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ብወራር ዕስለ ኣምበጣ ዝበፅሐ ጉድኣት ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ወረባቦ ብወራር ዕስለ ኣምበጣ ዝበፅሐ ጉድኣት ተዘዋዊሩ ተዓዚቡ። ኣብቲ ዑደት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ተመስገን…

መንግስ፥ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ንዝሃብዎ ርእይቶ መብርሂ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ሬይነር ናብ ቤት ፅሕፈቶም ብምፅዋዕ ሓቲተምዎም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ንማይክ ሬይነር፥ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ንዝሃብዎ ርእይቶ እዮም …

ኣብ ልዕሊ ህዳሰ ግድብ ሉኡላውነት ኢትዮጵያ ምድፋር ንዝኾነ ይኹን ኣካል ኣይረብሕን-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መሰል ባህጊ ምልማዕ ኢትዮጵያውያን፤ እቲ ስራሕ እውን ውፅኢት ረሃፅ ልእላዊ ህዝቢ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር  ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣመልኪቱ መድረኽ ዘተ ፓናል የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣመልኪቱ መድረኽ ዘተ ፓናል ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓውዲ ኦፕሬሽን ኣይተ ሰጠኝ እንግዳው ከመዝበልዎ፥ እቲ መድረኽ ዘተ ጉዕዞን ኣበርክቶን…

ማእኸል መሰልጠኒ ወፍሪ ፍሉይ ሓይሊ ሰልጠንቲ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ወፍሪ ፍሉይ ሓይሊ መበል 33 ዙር ሰልጠንቲ መባእታዊ ኮማንዶ፣ መበል ዓስራይ መባእታዊ ፍሉይ ሓይሊን ፀረ ግብረ ራዕዲን  የመርቕ ኣሎ። እቲ ስነ ስርዓት ምርቓ፥  ምክትል ጠቅላይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ…