ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንሱዳን ካብ መዝገብ ደገፍቲ ግብረ ራዕዲ ኣሜሪካ ዘልዕላ ክታም ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ምስ እስራኤል ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ክትምስርት ከምዝተሰማምዐት ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ንሱዳን ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ኣሜሪካ ድሕሪ ምልዓሎም'ዩ ነቲ ምስ እስራኤል ዝተበፅሐ ስምምዕ ኣፍሊጦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፀባፅባ ምርጫ ዘድሃበ ስልጠና ንጋዜጠኛታት ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀባፅባ ምርጫ ዘድሃበ ስልጠና ንጋዜጠኛታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና “ዩ ኤስ ኤጀንሲ ፎር ግሎባል” ሚድያን ድምፂ ኣሜሪካን ኢዮም ኣሰናድአምዎ። እቲ ስልጠና ኣብ ቀፃሊ ዝካየድ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ሰለማዊ፣…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 536 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 538 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 536 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 92 ሺሕን 229…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶናልድ ትራምፕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝሃብዎ ርእይቶ ካብኦም ትፅቢት ዘይግበር ኢዩ – ሴናተር ጄሰን ክሮው Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝሃብዎ ርእይቶ ካብኦም ትፅቢት ዘይግበር ኢዩ ክብሉ ሴናተር ኣሜሪካ ጄሰን ክሮው ተቓዊሞምዎ። እቶም ሴናተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፅ ከምዝበልዎ፥ “ግብፂ ህዳሰ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሉ ሰብ ኣብዘለዎ ብምዃን ንኢትዮጵያ 24 ሰዓት ዘብዒ ክኾን ይግባእ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩሉ ሰብ ኣብዘለዎ ብምዃን ንኢትዮጵያ 24ሰዓት ዘብዒ ክኾን ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ብፅንዓት ህዝባ ደው ዝበለት ሃገር ኢያ ዝበለ እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ህይወቶም ገቢሮም ክእዝዝዋ ብዝተዳለዉ ደቃ እንበር ንኡሽተይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምዝገባ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ሚኒሰስትር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ምዝገባ ካብ 16 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ኩለን ኣቢያተ ትምህርቲ ከምዝካየድ ኢዩ እቲ ሚኒስትር ግሊፁ ዘሎ። ከይዲ ምዝገባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ፀገም ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ፀገም ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍታሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሓሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ጣና በለስ ናብ ባህርዳር ዝኸይድ 400 ኪሎ ቮልት ኣብ ዝሽከም መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብዘጋጠመ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ልዕሊ ብር 500 ሚሊየን ንግድብ ህዳሰ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ልዕሊ ብር 500 ሚሊየን ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝውዕል ገንዘብ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ መተሓባበሪ ተሳትፎ ህዝቢ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ሃይሉ ኣብራሃም ከምዝገለፁዎ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ኲናት ከምዘይትፈርሕ ዢ ጂምፒንግ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕዚዳንት ቻይና ዢ ጂምፒንግ ሃገሮም ኲናት ከምዘይትፈርሕን ኣብ ሉኣላዊነት፣ ድሕንነትን ልምዓትን ዘለዋ ድሌት ትሑት ተገይሩ ክረአ ከምዘይትፈቅድን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ጦር ቻይና ናብ ኲናት ኮሪያ ዝኣተወሉ መበለ 70 ዓመት ምኅንያት ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ 14 ዝኾኑ ፍርያታት ጠስሚ ለዉዝ ከይጥቀም በዓል መዚ ምቁፅፃር ምግቢን መድሓኒትን ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ልዑል ዝኾነ ኣፈርላ ቶክሲን (Aflatoxine) ዝተረኸቦም 14 ዝኾኑ ፍርያታት ጠስሚ ለዉዝ ከይጥቀም በዓል መዚ ምቁፅፃር ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ በዓል መዚ ብዝገበሮ ቁፅፅርን ፍተሻን ኣቢሉ ብዝተገበረ ምርመራ…