ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ሃረማያ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ሰልፈኛታት “ ከሓዲ ጉጅለ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ፀላእትና ኢዮም”፣ ሃገራዊ ጉዕዞ…