Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2020

ቀ/ሚ ኣቢይ ህዝቢ ትግራይን ሓይሊታት ፀፅታ ትግራይን ካብ ገባቲ ጉጅለ ህወሓት ንባዕሎም ከድሕኑ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ንህዝቢ ትግራይን ሓይልታት ፀጥታን መልእኽቲ ኣመሓላለፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ ከምዝፍለጥ…

ብገበን ግዕዝይና ዝተማረረ ግብፃዊ ኣብ ኣደባባይ ታሕሪር ንባዕሉ ብሓዊ ኣቃፂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ግዕዝይና ዝተማረረ ሓደ ግብፃዊ ውልቀ ሰብ ኣብ ኣደባባይ ታሕሪር ንባዕሉ ብሓዊ ከምዘቃፀለ ተገሊፁ። እቲ ውልቀ ሰብ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ካይሮ ዝርከብ ሆስፒታል ሕክምና እናተገበረሉ ከምዝርከብ ኢዩ ሬውተርስ ፀብፂቡ ዘሎ። ክሳብ ሕዚ ነቲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ጋቢ ኣሽክናዚ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ብዛዕባ…

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳት ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ሙሁራት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንልዕሊ 300 ዝኾኑ ሙሁራት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ገለፃ ይግበረሎም ኣሎ። እቲ ገለፃ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተገበረ ዝርከብ እንትኸውን፥ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ትምህርቲን ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ሙሁራት ኢዮም ተባሂሉ።…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኦሮሚያ ሰልፊ ድጋፍ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ዝነብሩ ነበርቲ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ከሓዲ ጉጅለ ህወሓት እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም። ነበርቲ ከተማ ኣዳማን ከባቢኣን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰላማዊ ሰልፊ…

ዶ/ር ሙሉ ነጋ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጣየሸ ግዚያዊ ምምሕዳር ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶክተር ሙሉ ነጋ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጣየሸ ግዚያዊ ምምሕዳር ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮይኖም ከምዝተሸሙ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ብመሰረት ውሳነ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ብሄራዊ ክልል ዝጣየሽ ግዜያዊ ምምሕዳር…

ገበን ክሕደት ሃገር ዝፈፀሙ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ተታሒዞም ናብ ቤት ፍርዲ ንኽቐርቡ ትእዛዝ ወፂኡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገበን ክሕደት ሃገር ዝፈፀሙ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ተታሒዞም ናብ ቤት ፍርዲ ንኽቐርቡ ትእዛዝ ከምዝወፅኦም ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ ብኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ተመሪሑ…

ሓላፊ ኮሚኒኬሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጄነራል ገብረመድህን ፍቃዱ ሓዊሱ ሃገር ብምኽሓድ ገበንን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ንምፍራስን ብምሕሳብ ዝተጠርጠሩ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ኮሚኒኬሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጄነራል ገብረመድህን ፍቃዱ ሓዊሱ ሃገር ብምኽሓድ ገበንን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ንምፍራስ ብምሕሳብን ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ…

 ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ኣብ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሃገራት ሃይቅታት ኢኳቶሪያል ተፋሰስ ናይል ኣካቢ ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን  ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ኣብ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሃገራት ሃይቅታት ኢኳቶሪያል ተፋሰስ ናይል ኣካቢ ኮይኖም ተመሪፆም። መበል 28 ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሃገራት ተፋሰስ ናይል ከምኡውን መበል 23 ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት…

ናይ ቀደም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ እዝ ሰሜን ዝተፈፀመ ክሕደት ከምዘቖጠዖ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ናይ ቀደም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ እዝ ሰሜን ዝተፈፀመ ክሕደት ከምዘቖጠዖ ገሊፁ። ኣመራርሓ እቲ ናይ ቀደም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ መንግስቲ ፃውዒት እንተገይሩሎም ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ብምዃን ንኲናት…