Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2020

ባንኪ ዓለም ንውፅኢታዊነት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ዓለም ንውፅኢታዊነት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳንዶካን ደበበ፥ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ምብራቕ ኣፍሪካ ኦስማን ዳይን ምስ ዝምራሕ…

ኣብ ሃዋሳ ዝነብሩ ተጋሩ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ክሕደት ሃገር ኢዩ ክብሉ ኣውጊዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃዋሳ ዝነብሩ ተጋሩ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘብፅሖ መጥቃዕቲ መሕፈሪን ክሕደት ሃገርን ኢዩ ክብሉ ኣውጊዞም። እቶም ነበርቲ ምስ ምምሕዳር እቲ ከተማን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ተዛቲዮም። ምክትል ከንቲባ…

ጉጅለ ትህነግ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት እዝ ሰሜን ዝፈፀሞ ክሕደትን መጥቃዕቲን ንመላእ እዝና ኣቖጢዑ ኢዩ- እዝ ምዕራብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነኻሲ ጡብ ኣደ ጉጅለ ትህነግ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት እዝ ሰሜን ዝፈፀሞ ክሕደትን መጥቃዕቲን ንመላእ እዝና ኣቖጢዑ ኢዩ ክብል እዝ ምዕራብ ገሊፁ። ተወካሊ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ዋና ኣዛዚ እዝ ምዕራብ ኮሎኔል ቢረሳው ሽፈራው፥ ጉጅለ ትህነግ ኣብ ልዕሊ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ቦርድ ምርጫ ዝጎደለ ሓደ ኣባል ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሓዱሽ ምርጫ ኣባል ቦርድ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝጎደለ ሓደ ኣባል ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሓዱሽ ምርጫ ኣባል ቦርድ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ሓዱሽ ኣባል ቦርድ ምርጫ ኣይተ ፍቕረ ገብረህይወት እንትኾኑ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲታት ብመምህርነት…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ ምኽኒያት ብምግባር መበል ሳልሳይ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ ምኽኒያት ብምግባር መበል ሳልሳይ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ “ግደ ሚዲያታት ንህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ብዙህነት ሓሳብን” ብዝብል ኣርእስቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ሓዊሱ ናይ ካልኦት ውልቀሰባት ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብዝተፈላለዩ ገበናት ዝጠርጠሮም ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ሓዊሱ ናይ 39 ውልቀሰባት ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ንምልዓል ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦…

ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ፅንፈኛ ጉጅለ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ፅንፈኛ ጉጅለ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሰልፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዘውግዝ እንትኸውን፥ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀጠና ምዕራብ ክልል ትግራይ ነፃ ከምዝወፅአ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀጠና ምዕራብ ክልል ትግራይ ነፃ ከምዝወፅአ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ  ኣብቲ ቀጠና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣገልግሎት ሰብኣዊ ሓገዝ ይህብ ምህላዉ ብምግላፅ፥ ነፃ…

ኣብ ከተማ ወልዲያ ካብ ህወሓት ተልእኾ ብምቕባል ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 25 ውልቀሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ከተማ ወልዲያ ካብ ህወሓት ተልእኾ ብምቕባል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጥፍኣት ንምፍፃም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 25 ውልቀሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ሓይሊታት ጥፍኣት ብነበርቲን ሓይሊታት ፀፅታን ናይ ሓባር ፃዕሪ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ…

ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰለማዊ ሰልፊ ብሰላም ተዛዚሙ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብማዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ክላስተር ማሕበራዊ ምትእስሳር ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ፥ እቲ ሰለማዊ ሰልፊ እቲ ጉጅለ ኣብ…