ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከምዘካይድ ተገሊፁ። እቲ ኣኼባ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝካየድ እቲ ባይቶ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፁ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ዘለሎ ሓገዝ ንምትእንጋድ ትካላት ፌዴራል ዘሳተፈ ብሄራዊ ኮሚቴ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ዘለሎ ሓገዝ ንምትእንጋድ ትካላት ፌዴራል ዘሳተፈ ብሄራዊ ኮሚቴ ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣመልኪቱ ኣብ ዝሰተሰናድአ መድረኽ ከምዝበለኦ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዲቑ ዝተረኸበ ቦምቢ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ ሓደ ውልቀሰብ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዲቑ ዝተረኸበ ቦምቢ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ ሓደ ውልቀሰብ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ንጉሆ ከባቢ ሰዓት ክልተ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 7 ፍሉይ ሽሙ “ዓድዋ ድልድይ” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዶናልድ ትራምፕ ንውፅኢት ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ኣይቅበልን ምባሎም ዘሕፍር ኢዩ – ጆ ባይደን Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ አበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ንውፅኢት ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ኣይቅበልን ምባሎም ዘሕፍር ኢዩ ክብሉ ተዓዋቲ እቲ መረፃ ጆ ባይደን ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ዝተሳለጠ መረፃ ኣሜሪካ ከምዝተዓወቱ ዝተነገረሎም ጆ ባይደን፥ ዶናልድ ትራምፕ ውፅኢት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እስራኤል ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል 27 ድሮናት ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መንግስቲ እስራኤል ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዝሕግዛ 27 ድሮናት ሓገዝ ምግባሩ ሚኒስቴር ሕርሻ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝገለፆ፥ ካብተን ድሮናት ብተወሳኺ ክልተ ጀነሬተራት እውን ኣበርኪቱ ኢዩ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕልነት ሕጊ ናይ ምርግጋፅ ስራሕና እንተይዛዘምና ምስ ጁንታ መቐለ ዝግበር ድርድር ኣይህሉን – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕልነት ሕጊ ናይ ምርግጋፅ ስራሕና እንተይዛዘምና ምስ ጁንታ መቐለ ዝግበር ድርድር ኣይህሉን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ስግብግብን ኣረመኔ ዝኾነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ሉኣላዊነት ሃገር ናብ ሓደጋ ዘውደቐ ጉጅለ ሃዲንካ ንመሓዝ ዝዓለመ ኢዪ – ዶክተር ቀነኣ ያደታ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ሉኣላዊነት ሃገር ናብ ሓደጋ ዘውደቐ ጉጅለ ሃዲንካ ንመሓዝ ዝዓለመ ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። ዶክተር ቀነኣ ያደታ፥ እቲ ፅንፈኛ ጉጅለ እናፈነዎ ዝርከብ ወረን ናይ ሓሶት ሓበሬታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ህዝቢ ከባቢኡ ብንቕሓትን ብዝተዋደደ መልክዑን ንኽሕሉ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ህዝቢ ከባቢኡ ብንቕሓትን ብዝተዋደደ መልክዑን ንኽሕሉ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆ ከምዝገለፁዎ፥ ጁንታ ህወሓት ፀሓዩ እናዓረበቶ ከምዝኾነትን እዚ ድማ እቲ ጉጅለ ብደዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስቲዮ ተመረፅቲ ኮከስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሰብ ስራሕ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅም ወገናት ልዕሊ ብር 64 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቂ ኣንስቲዮ ተመረፅቲ ኮከስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሰብ ስራሕ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅም ወገናት ዝውዕል ልዕሊ ብር 64 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብዓይነትን ብጥረ ገንዘብን ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ። እቲ ኮከስ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ዕጡቓት ፍሉይ ሓይሊ ህወሓት መናእሰይ መፈፀምቲ እኩይ ዕላማ እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ካብ ምዃን ክቑጠቡ ኣገንዚቦም Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ሓይሊን መናእሰይን ትግራይ መፈፀምቲ እኩይ ዕላማ እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ካብ ምዃን ክቑጠቡ ከምዝግባእ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ዕጡቓት ፍሉይ ሓይሊ ህወሓት ገሊፆም። ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ሰራዊት ምክልኻል እዚ…