ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መዕርፎ ነፈርቲ ሑመራ ተቐፃፂሩ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ወራሪ ጉጅለ ህወሓት ምስ ፀላኢ ሕብረት ብምፍጣር ንእኩይ ዕላማ ክጥቀመሉ ዝነበረ መዕርፎ ነፈርቲ ሑመራ ሙሉእ ብሙሉእ ተቐፃፂሩ። ህወሓት ዝወደቦም ብዙሓት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፖሊስን ምሊሻታትን ንመከላኸሊ ሃገር ኢዶም ይህቡ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 307 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 889 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 307 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 99 ሺሕን 982…
ጥዕና ኣባላት ባይቶ ተወከልቲ ህዝብን ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈትን “ደምና ንወገንና” ብዝብል መሪሕ ጭርሖ መርሃ ግብሪ ምልጋስ ደም ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈትን “ደምና ንወገንና” ብዝብል መሪሕ ጭርሖ መርሃ ግብሪ ምልጋስ ደም ኣሳሊጦም። ኣብቲ መርሃግብሪ ምልጋስ ደም፥ ኣፈጉባኤን ምክትል ኣፈጉባኤን እቲ ባይቶ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ብተሽከርካሪ ብዝተገበረ ተፍቲሽ ዝተፈላለዩ ሸጓጉጢን ጠያይቲን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ብተሽከርካሪ ብዝተገበረ ተፍቲሽ ዝተፈላለዩ ሸጓጉጢን ጠያይቲን ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መጥቃዕቲ ንምፍፃምን ሰላም ንምዝራግን ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ዝግበር ክትትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ከብፅሑ ካብ መንጎ ዝፀንሑ እቶም 16 ሸፋቱ ተደምሲሶም Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ከብፅሑ ካብ መንጎ ዝፀንሑ እቶም 16 ሸፋቱ ተደምሲሶም። እቶም ሸፋቱ ዝተደምሰስሉ ኣብቲ ከባቢ ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ይሰርሑ ንዘለዉ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓበይቲ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ካብ መፈለምትኡ ኣፈላላይ ብሰላም ንክፍትሑ ምንም ዓይነት ባህጊ ኣይነበሮን ኢሎም Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓበይቲ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ካብ መፈለምትኡ ኣፈላላይ ብሰላም ንክፍትሑ ምንም ዓይነት ባህጊ ኣይነበሮን ኢሎም። ዓበይቲ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሰነ ናብ ትግራይ ንዕርቀ ሰላም ተጓዒዞም ከምዝነበሩ ይዝከር። ኣብ ክልል ሱማሌ መራሒ ጎሳ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ጄት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምውቃዕ ኣውዲቐ ኢየ ብዝብል ዝገለፆ ፍፁም ሓሰት ኢዩ- ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ጄት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምውቃዕ ኣውዲቐ ኢየ ብዝብል ዝገለፆ ፍፁም ሓሰት ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ገሊፆም። ሜጀር ጄኔራል መሐመድ፥ እቲ ሓይሊ ኣየር ሐዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ትርምስ ክትኣትው ኢያ ዝብል ስግኣት ናይዛ ሃገር ነባራዊ ኩነታት ብዕምቆት ካብዘይምርዳእ ዝፍልፍል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ወገናት ኢትዮጵያ ናብ ትርምስ ክትኣትው ኢያ ዝብል ስግኣቶም ዘይኾንን ናይዛ ሃገር ነባራዊ ኩነታት ብዕምቆት ካብዘይምርዳእ ዝፍልፍልን ኢዩ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንትርፊ ፖለቲካ ክብል ክገብሮ ካብ ዝኽእል ጥፍኣት ክጥንቀቕ ይግባእ- ትዴፓ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንትርፊ ፖለቲካ ክብል ክገብሮ ካብ ዝኽእል ጥፍኣት ክጥንቀቕ ይግባእ ክብል ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ(ትዴፓ) ገሊፁ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ትዴፓ ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይሌ፥ ናይቲ ጁንታ ከሓዲ ጉጅለ ትርፊ ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‹‹ ብዘራፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሓይሊ ዝበጽሐ ጥቕዓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተገበረ ሙከራ ተገይሩ ይቑጸር›› ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ርእሰ ምምሕዳር… Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ብዘራፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሓይሊ ዝበጽሐ ጥቕዓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተገበረ ሙከራ ተገይሩ ይቑጸር ክብሉ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ገሊፆም። ብዘራፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሓይሊ ዝበጽሐ…