ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ካብ 50 ሚልየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ብብርኪ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 50 ሚልየን ከምዝበፅሐ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ገሊፁ። ካብዚኦም ልዕሊ 1 ነጥቢ 25 ሚልየን ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ። እንተኾነ እኹል መርመራ ይግበር ስለዘየለ’ምበር እቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 474 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 324 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 474 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 99 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ትግራይ ክልል ኣብ ዝርከባ ጨንፈር ባንኪታት ዘረፋ እናፈፀመ ከምዝኾነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ትግራይ ክልል ኣብ ዝርከባ ጨንፈር ባንኪታት ዘረፋ እናፈፀመ ከምዝኾነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ህዝቢ ትግራይን ዝምልከተቶም ኣካላትን እቶም ባንኪታት ከይዝረፉ ዝከኣሎም ብፅሒት ንኽዋፅኡ እቲ ባንኪ ፃውዒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስጉምቲ ኣብ ዝውሰደሉ እዋን ህዝቢ ተሓሳቢ ምግባር ይግባእ – ተወለድቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ በዓል ውዕለታን መኸታን ሃገር ዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ተወለድቲ ትግራይ ኮኒኖም። ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ከምዝድግፉ እውን ገሊፆም። ኣባላት ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ዝነበረ 95 ሺሕ ጥይት ሒዙ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሱዳን ብግዝኣት ገዳሪፍ ኣቢሉ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ዝነበረ 95 ሺሕ ጥይት ምሓዙ ኣፍሊጡ። ብኣድጊ ተፃዒኑ ናብ ኢትዮጵያ እናኣተወ ካብ ዝነበረ ጥይጥ ብተወሳኺ፥ እቲ ሰራዊት ብዝገበሮ ኦፕሬሽን መዐወኒ ሓሽሽ ከምዝሓዘ እውን ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተሸይሞም። ኣይተ ገዱ፥ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኮይኖም እናገልገሉ ምፅነሖም ይፍለጥ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፦ • ኣይተ ደመቀ መኮንን ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን፣ • ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊ ጦር • ሌ/ጄኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሸይሞም። ርእሰ ምምሕዳር ተመስገን ጥሩነህ ንኻሊእ ሓላፍነት ምሕፃዮም ስዒቡ ንቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቡዎ ሕቶ መልቀቒ ተቐባሊነት ከምዝረኸቡ ኤመሓኣ ፀብፂቡ። እዋናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ደመቀ መኮንን ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ብምባል ታሪኻዊ ደጀንነቱ ብተግባር ንኸረጋግፅ ፃውዒት ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 29፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ብምባል ታሪኻዊ ደጀንነቱ ብተግባር ንኸረጋግፅ ፀዊዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ቀንዲ ዕላምኡ ስግብግብ ጁንታ መቐለ ብሕጊ ተገዛኢ ንምግባርን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ምሕላውን ከምዝኾነ… Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ቀንዲ ዕላምኡ ስግብግብ ጁንታ መቐለ ብሕጊ ተገዛኢ ንምግባርን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ምሕላውን ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…