ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ንገበነኛታት ቦታ የብላን ኢሎም Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ንገበነኛታት ቦታ የብላን ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ህዝቢ ትግራይ ይኹን ዝኾነ ይኹን ዜጋ መሕብኢ ገበነኛታት ኣይኸውንን” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም። ሕገመንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣመራርሓታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂበን ምስ ኣመራርሓታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን። እተን ምክትል ከንቲባ ነቲ ዘተ ብዝምልከት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፀን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ምፍራይ ኩለን ፋብሪካታት ሲሚንቶ 85 ሚኢታዊ ክኸውን ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ምፍራይ ኩለን ፋብሪካታት ሲሚንቶ ካብ 1ሕዳር 2013 ዓ.ም ጀሚሩ 85 ሚኢታዊ ከምዝኸውን ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ምስ ኣፍረይቲን ኣከፋፈልቲን ሲሚንቶ ኣብ ዕድጊትን ዝርገሐን ሲሚንቶ ዝረኣዩ ፀገማትን ትኹረት ዘድሊዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ግልፂ፣ ዝተወሰነን ክብፃሕ ዝኽእል ዕላማ ዝተሓንገጠን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ግልፂ፣ ዝተወሰነን ክብፃሕ ዝኽእል ዕላማ ዝተሓንገጠን ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ህወሓት ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ትግራይ ኣብ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ክፍኖ ዝኽእል መጥቃዕቲ ብብቕዓት ክዋፃእ ኣብ ዘኽእሎ ቁመና ከምዝርከብ ፓርቲ ብልፅግና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ካብ ወፃኢ ንዝወሃቦ ዝኾነ ይኹን ህዝባዊ ልኡኽቶ እናፈፀመ ስሙ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ሕብረት ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን ጎሊሁ ዝተፅሓፈሉ ሰራዊት ምክልኻል ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ክፍኖ ዝኽእል መጥቃዕቲ ብብቕዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ከተማታት መጥቃዕቲ ንኽፍፅሙ ዘዋፈሮም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ይውዕሉ ኣለዉ – ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ከተማታት መጥቃዕቲ ንኽፍፅሙ ዘዋፈሮም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር እናወዓሉ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ጀነራል ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እንደሻው ጣሰው ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ኣብ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ግደ ሰብ ሞያታት ሕብረት ኣፍሪካ ክብ ይበል ብዝብል ዝቐረበ ሓሳብ ከምዝነፀገቶ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ግደ ሰብ ሞያታት ሕብረት ኣፍሪካ ክብ ይበል ብዝብል ዝቐረበ ሓሳብ ሱዳን ዝተስማዕመዐት እንትትከውን፥ ግብፂ ከምዘይተቐበለቶ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ ። ኣብ ዝሓለፉ ሰስተ ሰሙናት ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 30 ጥቅምቲ ንኽጅመር ዝተወሰነሉ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ገፅ ንገፅ ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)30 ጥቅምቲ ንኽጅመር ዝተወሰነሉ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ገፅ ንገፅ ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተናወሐ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ተፈተንቲ ክልላዊን ብሄራዊን ፈተና ንዝኾኑ ተምሃሮ 8ይን 12 ክፍሊ ዝወሃብ ትምህርቲ ክለሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ፣ ሽረ፣ አኽሱምን ሑመራን ንበረራ ዝተዓፀዋ ከምዝኾና በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2020 0 ኣዲስ ኣባበ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ፣ ሽረ፣ አኽሱምን ሑመራ ዝኾነ ይኹን ግልጋሎት በረራ ዝተዓፀዋ ከምዝኾና በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ከምዝሓበሮ፥ እተን መዕርፎ ነፈርቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ 27 ጥቅምቲ ኑጉሆ ሰዓት ክልተ ጀሚረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ብወገን ከሰላ ምስ ኢትዮጰያ ዘዋስና ዶብ ከምዝዓፀወት ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2020 0 ኣዲስ ኣባበ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ብወገን ከሰላ ምስ ኢትዮጰያ ዘዋስና ዶብ ከምዝዓፀወት ኣፍሊጣ። ኣማሓዳሪ ክልል ከሰላ ፋቲህ ኣል ራህማን ኣል ኣሚን ከምዝገለጽዎ፥ ሱዳን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ዶብ ከሰላ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ሓለዋ ብሓይሊታት ፀፅታ…