ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መበል ሓምሻይ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ሻድሻይ ዓመት መበል ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣኼብኡ ከምዘካይድ ናብ ፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስተ መኮንናት ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንኽምለሱ ቀዳማይ ሚኒስትር ትእዛዝ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሕዚ ካብ ኣባልነት ሰራዊት ምክልኻል ተነኪዮም ዝነበሩ ሰለስተ ኣመራርሓታት ንኽምለሱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትእዛዝ ኣመሓላሊፎም። እቶም ናብ ምክልኻል ሰራዊት ንኽምለሱ ዝተፀውዒ መኮንናት፦ 1. ሌ/ጄኔራል ባጫ ደበሌ 2.…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምትንኳይ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ክዕገሱዎ ዘይግባእ እኩይ ተግባር ኢዩ – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ሃገር ካብ ምሕላው ሓሊፉ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሓገዝ ኣብ ዝደለየሉ እዋን ብምውፋር ውላድ ቁርፂ እዋን ዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምትንኳይ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ክዕገሱዎ ዘይግባእ እኩይ ተግባር ከምዝኾነ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ዝተርአየ ሰፊሕ ምንቅስቓስ ለውጢ ስዒቦም፣ ዝተልዐሉ ናዕብታትን ጎንፅታትን ብሕቡእ ይኹን ብግልፂ ኣፍራሳይ ልእኽቶ ከምዝነበሮ… Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመትን ፈረቓን፣ አብ ሃገርና ዝተርአየ ሰፊሕ ምንቅስቓስ ለውጢ ስዒቦም፣ ዝተልዐሉ ናዕብታትን ጎንፅታትን ብሕቡእ ይኹን ብግልፂ ኣፍራሳይ ልእኽቶ ከምዝነበሮ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ኣብራሃም በላይ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ምኽንያት ብምግባር መተሓሳሰቢ ጥንቃቐ ድሕንነት ሳይቨር ሂቡ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ምኽንያት ብምግባር መተሓሳሰቢ ጥንቃቐ ድሕንነት ሳይቨር ሂቡ። ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ስዒቡ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ክፍነዉ ዝኽእሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተመረቕቲ ተምሃሮ ኣትዮም ሪፖርት ንኽገብሩ ዝገበረኦ ፃውዒት ንግዚኡ ጠጠው ንኽብል ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተመረቕቲ ተምሃሮ ካብ 23 ጥቅምቲ ጀሚሮም ነናብ ዩኒቨርሲቲኦም ኣትዮም ሪፖርት ንኽገብሩ ዝገበረኦ ፃውዒት ንግዚኡ ጠጠው ንኽብል ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈነወሉ መጥቃዕቲ ብምምካት ድሕንነት ህዝቢን ሉኣላዊነት ሃገርን ኣብ ምሕላው ሓላፍነቱ ይዋፃእ ኣሎ – ሚኒስቴር ምክልኻል… Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ህወሓት ዝተፈነወሉ መጥቃዕቲ ብምምካትን ብምፍሻልን ድሕንነት ህዝቢን ሉኣላዊነት ሃገርን ኣብ ምሕላው ሓላፍነቱ እናተዋፅአ ምዃኑ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሓይሊ ዕጡቕ ህወሓት ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መብርሂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቐባሊ ቃል መኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ በዝዓባ ዘሎ እዋናዊ ጉዳይ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መብርሂ ሂቦም። እቶም ኣቐባሊ ቃል፥ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ክልል ትግራይ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ። እቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ መበል 21 ህፁፅ ፍሉይ ኣኼቡኡ፥ መንግስቲ ሰላምን ህልውናን ሃገር፣ ምርግጋፅ ድሕንነት ዜጋታትን ሃገር ናብ ሁከትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኦሮሚያ፣ ደቡብ፣ ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ተስፋ ብምቑራፅ ኣብ ቀፅሪ ሰራዊት…