ቢቢሲ ሞኒተሪንግ ቀ/ሚ ኣቢይ ዘይተዛረቡዎ ዘረባ ከምዝተዛረቡዎ ገይሩ ንዝፈነዎ ፀብፃብ ይቅርታ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢቢሲ ሞኒተሪንግ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዘይተዛረቡዎ ዘረባ ከምዝተዛረቡዎ ገይሩ ብምፅራሕ ንዝፈነዎ ፀብፃብ ይቅርታ ሓቲቱ።
ቢቢሲ ሞኒተሪንግ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ከምዝገለፆ፥ “ብዛዕባ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝገበርናዮ ዝተሰሓሓተ…