Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2020

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ከተማ ኣክሱም ብምእታዉ እቲ ከባቢ ይረጋጋዕ ኣሎ-ነበርቲ ኣክሱም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ከተማ ኣክሱም ብምእታዉ እቲ ከባቢ ይረጋጋዕ ኣሎ ክብሉ ነበርቲ ኣክሱም ተዛሪቦም። እቶም ነበርቲ ኣብታ ከተማ ዝተቛረፁ መብራህቲን ካልኦት ኣገልግሎታትን ብህፁፅ ንክጅመሩ ሓቲቶም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ነታ ከተማ…

ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ዓውዲ ፋርማሲዩቲካልስ ኢንዱስትሪ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣልጀሪያ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ምስ ሚኒስትር ፋርማሲዩቲካልስ ኢንዱስትሪ ኣልጀሪያ ዶክተር ሎፍቲ ቤነብ ኣሕመድ ኣብቲ ዓውዲ ብምትብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ተዛቲዮም። ኣብ መንጎ…

ኣብ ምብራቕ ሃረርጌ ልዕሊ 110 ዝተፈላለዩ ኣፅዋራት ኲናት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ልዕሊ 110 ዝተፈላለዩ ኣፅዋራት ኲናትን ካልኦት ናውቲን ከምዝተትሓዙ መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ኮማንደር ናስር መሓመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቶም ኣፅዋራት ኣብ 20 ወረዳታት እቲ ዞባ…

ሃገራት ኣብ ካልኦት ውሽጣዊ ጉዳያት ጣልቃ ናይ ዘይምእታው መርህ ከኽብራ ይግባእ- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣብ ካልኦት ውሽጣዊ ጉዳያት ጣልቃ ናይ ዘይምእታው መርህ ከኽብራ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። ኢትዮጵያ ታሪኽ ሃገረ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር ከምዝኾነት ዝሓበሩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ካብ…

መንግስቲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ዝፈፀሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፀብፃብ፥ ሓይሊታት ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን…

ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኣብ መቐለ ንምድጋም ምድላው ይገብር ኣሎ-ሜ/ጀኔራል መሓመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ዕጡቕ ጁንታ ህወሓት ኣብ ማይካድራ ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኣብ መቐለ ንምድጋም ምድላው ይገብር ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጄር ጀኔራል መሓመድ ተሰማ ተዛሪቦም። እቲ ሰራዊት ኣብ ዝተቐፃፀሮም ከባቢታት ህዝቢ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 388 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 91 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  388 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 106 ሺሕን 591…

ኣብ ማይካድራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንፁን ዜጋታት ኣብቲ እዋን ኣብ ስልጣን ዝነበረ ውዳበ ፀፅታ ምምሕዳር እቲ ከባቢን “ሳምሪ” ብዝተብሃለ ጉጅለ መናእሰይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ማይካድራ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንፁን ዜጋታት ኣብቲ እዋን ኣብ ስልጣን ዝነበረ ውዳበ ፀፅታ ምምሕዳር እቲ ከባቢን “ሳምሪ” ብዝተብሃለ ጉጅለ መናእሰይ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ካብ 5 ክሳብ 9 ሕዳር…

ኣብ ክልል ትግራይ “ብግፍዒ ተፈፂሞም ዝተብሃሉ ገበናት” ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ስርሑ ጀሚሩ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ብግፍዒ ተፈፂሞም ዝተብሃሉ ገበናት” ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ቦታ ተጓዒዙ ስርሑ ከምዝጀመረ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ…

ቅድሚ 2 ሰዓታት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 2 ሰዓታት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ከምዝተመለሰ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ…