ሚኒስቴር ጥዕናን ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ኣብ ዘፈር ጥዕና ብቑዓት ዝኾኑ ሰብ ሞያታት ንምቕራብን ቆፀርቲ ምስ ደለይቲ ስራሕ ሰብ ሞያታት ጥዕና ዘራኽብ ዘበናዊ ሜላ…