Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2021

ተረፍመረፍ ጁንታ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ- ሜ/ጀ መሐመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ስዒቡ ዝተገበረ ምኽባር ሕጊ እንተተዛዘመ እውን ተረፍመረፍ እቲ ጁንታ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ምክልኻል…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ  ብሚኒስትር ጉዳይት ወፃኢ ፊንላንድ ምስ ዝምራሕ ጉጀለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብሚኒስትር ጉዳይት ወፃኢ ፊንላንድ ፔካ ሀቪስቶ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን። መራሒ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ፔካ ሀቪስቶ፥ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሓገዝን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ከምኡ…

ኢዜማ 138 ሸቶታት ዝሓዘ ሰነድ ቃል ኪዳን ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢዜማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ንዝካየድ መረፃ 138 ሕፁያት ምቕራቡን ሰነድ መረፃ ቃል ኪዳን ሰነድ ምድላውን ኣፍሊጡ። መራሒ ኢዜማ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ብደረጃ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለዉ ሰነድ መረፃ ቃል ኪዳን ዕላዊ ኣብ ዝገበርሉ…

ትካል ገንዘብ ዓለም ኣብ 2021 ኢኮኖሚ ዓለም ምዕባለ ከምዘርእይ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገንዘብ ዓለም ኣብ 2021 ኢኮኖሚ ዓለም ምዕባለ ከምዘርእይ ገሊፁ። ከም ኣቆፃፅራ አዳውሮፓውያን ኣብ 2020 ኢኮኖሚ ዓለም ብሰንኪ ኮቪድ 19 ናብ ኣሉታ  3 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ወሪዱ ምንባሩ ይዝከር። ይኹን እንበር እቲ ትካል ዕላዊ ኣብ…

301 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)301 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

 ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት ሓገዝ ዕላዊ ገይራ። ኣብዚ ዓመት ብሰንኪ ዘጋጠሙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ንምድጋፍን ዕላዊ ምግቢ ንምቕራብን ዝሕግዝ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ። ካብ እቶም ናውቲታት ሕከምና፥ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰርጂካል ማስክ፣ 24 ኣምቡላንስን ተንቀሳቓሲ መመርመሪ ላቦራቶሪን ከምኡውን መመርመሪ ኮቪድ 19ን…

ግብፅን ሱዳንን ንሕብረት ኣፍሪካ ዝተውሃበ ሓላፍነት ዘናእስ ፈተነ ምግባረን ተቐባልነት ኣይብሉን-ኢንጂነር ስለሺ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፅን ሱዳንን ንሕብረት ኣፍሪካ ዝተውሃበ ሓላፍነት ዘናእስ ፈተነ ምግባረን ተቐባልነት ኣይብሉን ክብሉ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጅን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኪንሻሳ ብዛዕባ…

ዝረአ ዘሎ ምውሳኽ ቁፅሪ ብኮቪድ 19 ዝተለኸፉ ሰባት ኣገልግሎት ጥዕና ክሽከሞ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ኢዩ-ማሕበራት ሰብ ሞያ ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበራት ሰብ ሞያ ጥዕና  ቁፅሪ ብኮቪድ 19 ዝተለኸፉ ሰባት ምውሳኹ ኣገልግሎት ጥዕና ክሽከሞ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ከመዝኸውን ዘርእይ ኢዩ ከብሉ ገሊፆም። እቶም ሰብ ሞያ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙ ሰባትን ናብ ፅኑዕ ከፍሊ…

መምርሒታት ኮቪድ 19 ዝጠሓሱ ሓደሽቲ ሩዋንዳውያን መርዑት ኣብ ደገ ክሓድሩ ተገዲዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መምርሒታት ኮሮናቫይረስ ጥሒስኩም ዝተባህሉ ሓደሽቲ ሩዋንዳውያን መርዑት፡ ስድርኦምን ዘሰንይዎም ዝነበሩ ዕዱማትን ብምልኦም ኣብታ መዓልቲ መርዓ ኣብ ስታድዮም ክሓድሩ ተገዲዶም። ኩነታት እዞም መርዑት፣ ስድራን ኣጋይሽን ዕላዊ ምስኮነ፡ ሓያል ተቓውሞታት…