ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ብራዚል ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 4 ሺሕ ሰባት ሞይቶም Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚል ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ልዕሊ 4 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ስለዝኾነ እቲ ለበዳ ካብ ዝጅምር ኣብታ ሃገር ዝልዓለ ቁፅሪ ኮይኑ ተመዝጊቡ'ሎ። እቲ ቀንዲ ጠንቂ ሓድሽ ዓይነት ቫይረስ ኣብታ ሃገር ብብዝሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ምስክር ቅድመ ምርመራ ዓቃቤ ሕጊ ንምስማዕ ዝተትሓዘ ቆፀሮ እንተይተሰምዐ ተኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ምስክር ቅድመ ምርመራ ዓቃቤ ሕጊ ንምስማዕ ዝተትሓዘ ቆፀሮ እንተይተሰምዐ ተኣጊዱ። እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ኣብ ከይዲ ምስማዕ ምስክር ቅድመ ምርመራ ብዝምልከት ናብ ላዕለዋይ ቤት ይርዲ “ይግባይ” ምባሎም ይዝከር። ነዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕጫ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ምልዕዓል ምርጫ ፓርቲታት ፖለቲካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕጫ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ምልዕዓል ምርጫ ፓርቲታት ፖለቲካ ይሳለጥ ኣሎ። ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕጫ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ መክያዱ እቶም ፓርቲታት ፖለቲካ ምልዕዓል ምርጫ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፍትሓዊን ምኽንያታዊን ዝኾነ መሰል ምጥቃም ማይ ኣባይ ዝኽልክል ዝኾነ ይኹን ዓይነት ስምምዕነት ኣይትፍርምን – ሚኒስቴር ማይ፣ መሰኖን… Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2021 0 ኣዲስ አኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)- ኣብ ኮንጎ ኪንሻሳ ብዛዕባ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝግበር ድርድር ዝቕፅለሉ ኩነታት ብዝምልከት ንምዝታይ ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢን ምንስቴራት ማይን ብሓባር ብምዃነወ ዝተገበረ ኣኽባ ግብፅን ሱዳንን ዕንቅፋት ኮይነን ክብል ሚኒስቴር ማይ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዝደንት ሳህለወርቅ ኣብ ምውሳኽ ሓደጋ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ለበዳ ኮቪድ-19 ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተሳቲፈን Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዝደንት ሳህለወርቅ ኣብ ምውሳኽ ሓደጋ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ለበዳ ኮቪድ-19 ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተሳቲፈን። ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ መራሕቲ 30 ሃገራት፣ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላትን ሚኒስትራትን ተረኺቦም። ፕሬዝደንት ሣህለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ቱኒዚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ቱኒዚያ ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝርከበቡ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ጉጅለ፥ ኣብ ፓርክታት ዓለባ፣ ኣፋውስን ኣይሲቲን ኢዩ ተዘዋዊሩ ተዓዚቡ ዘሎ፡፡ ኣብ ቀፃሊ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ተዋፊሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘሓለፉ ኣዋርሕ ዓዳጋ ወርቂ ካብ 20 ክሳብ 29 ሚኢታዊ ወሰኽ ዋጋ ስለዝተገበረ ዝሐሸ ኣታዊ ተረኺቡ – ሚኒሰስቴር መዓድንን ነዳዲን Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ (ፀሊም ዕዳጋ) ዝሽየጥ ወርቂ ንምትራፍ ኣብ ዘሓለፉ ኣዋርሕ ዓዳጋ ወርቂ ካብ 20 ክሳብ 29 ሚኢታዊ ወሰኽ ዋጋ ስለዝተገበረ ዝሐሸ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒሰስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ። ተጠባባቒ ዳይሬክተር መረጋገፂ ብቕዓት…
ስፓርት መበል 50 ኢዮቤልዩ ወርቂ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 50 ኢዮቤልዩ ወርቂ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ናይ መፃረዪ ውድድራት ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣመራርሓታት ባልደራስ ቦርድ መረፃ ዝሃቦ ውሳነ ክፀንዕ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፍርዲ ኣቦ መንበር ፓርቲ ባልደራስ እስክንድር ነጋ ሓዊሱ ቤት ፍርዲ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብ ዝቕፅል መረፃ ክወዳደሩ የብሎምን ኢሉ ቦርድ መረፃ ዝሃቦ ውሳነ ክፀንዕ ወሲኑ። እቲ ውሳነ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል 1ይ መጋባእያ…
ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ፌስቡክ ካብ ሞንጎ ዝተጠለፈሎም ሰባት ልዕሊ 12 ሺሕ ናይ ኢትዮጵያውያን ኣካውንታት ይርከቡዎም Gebremariam Weldegerima Apr 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ .ቢ.ሲ)ብጠለፍቲ መርበብ ሓበሬታ ካብ ሞንጎ ዝተጠለፈሎም 533 ሚሊየን ተጠቀምቲ ፌስቡክ እቶም ልዕሊ 12 ሺሕ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረቶም ዝገበሩ ኣካውንታት ፌስቡክ ይርከቡዎም ተባሂሉ። ጠለፍቲ ሓበሬታ ካብ ፌስቡክ ዝሰረቑዎ ሓበሬታ ውልቀሰባት ኣብ ህዝባዊ…