Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2021

ኮሚሽን ጉሙሩክ ሰራሕተኛታት እቲ ጉምሩክን ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ቁፅፀር ኣውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉሙሩክ ምስ ፖሊስ ፌዴራል ብምትሕብባር ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ብዝተገበረ ወፍሪ ናውቲ ኮንትሮባንድ፣ ኣዘዋወርቲን ተሓባበርቲን ኣብ ቁፅፀር ከምዘውዓሉ ኣፍሊጦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉሙሩክ ኣይተ ደበሌ ቀበታ ናውቲ ኮንትሮባንድ፣ ኣዘዋወርቲን…

350 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)350 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ካብ ኣመራርሓታት ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ልኡኽቶ ተቐቢሎም ሰሪሖም ዝተብሃሉ ተጠርጣሪ ዘቕረቡ መቃወሚ ተነፂጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ዝተዋፈሩ በዓል ሃፍቲ ኣይተ ኣለም ደስታ ሃየሎም ዘቕረቡዎ መቃወሚ ክሲ ተነፂጉ። እቲ መቃወሚ ክሲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ 2ይ ጉዳያት ገበን ፀረ ግብረ ሽበራን ሕገመንግስታዊን ኢዩ ነፂጉዎ።…

ኣብ ወርሒ ሚያዚያ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ሚያዚያ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ከይሓወሰ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 43…

ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝዝክር መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ትኽእሊ ኢኺ-ብፈተና ዝተሃነፀ መንነት ንለውጢ ዝምቹ ስብእና ይህነፅ!” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ግደ፣ ዓቕሚን ኣብነታወነትን ደቂ ኣንስትዮ ዝዝክር ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ…

ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ምስ ኢንስቲትዩት ሪሶርስ ወርልድ ሓቢሩ ንምስራሕ ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ምስ ኢንስቲትዩት ሪሶርስ ወርልድ ምስ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ከምኡ እውን ለውጢ ከባቢ ኣየር ተተሓሒዙ ኣብ ለውጢ ትካልን ህንፀት ዓቕሚን ሓቢሮም ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዋና…

ኢትዮጵያ ሃፍቲታት ተፈጥሮኣ ኣልሚዓ ናይ ምጥቃም መሰል ኣለዋ – ፕሮፌሰር ተስፋየ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሉዓላዊ ግዝኣታ ዝርከብ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኣልሚዓ ናይ ምጥቃም ሙሉእ መሰል ከምዘለዋ መምህርን ተመራማሪን ማእኸል መፅናዕቲ ኣፍሪካን ጂኦፖለቲካን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ተስፋየ ታደሰ ኣፍሊጡ። ኣብ ሩባ ኣባይ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 100 ሺሕ ሰባት ብኮቪድ 19 ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ል 103 ሺሕ 558 ሰባት ብኮቪድ 19 ከምዝተለኸፉ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብዚ ሐዚ እዋን ካብ ኣሜሪካን ብራዚልን ቀፂሉ እቲ ለበዳ ብዝኸፍአ ኩነታት ዝተላበዐላ ሳልሰይቲ ሃገር ኮይና…

ጉባኤ ዩኒቨርሲቲታት ኢጋድ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ዩኒቨርሲቲታት በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ሃገር ዘበርክቱዎ ኣስተዋፅኦዝድህሰሰሉን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንሰለስተ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሰለስተ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ሂቦም፡፡ ብመሰረት እዚ፦ መሐመድ ኢድሪስ መሐመድ - ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ዮናታን ተስፋዬ ረጋሳ - ምክትል ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት…