Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2021

298 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)298 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ቆንስላ ጀነራል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቓል እቲ…

2ይ ሃገር ለኸ መድረኽ  ውድድር ክእለት፣ ቴክኖሎጂን ምርምር ተግባራዊ መፅናዕቲን ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ሃገር ለኸ መድረኽ  ውድድር ክእለት፣ ቴክኖሎጂን ምርምር ተግባራዊ መፅናዕቲን ተዛዚሙ። እቲ ውድድር ካብ 12 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቴክኒክ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ብሰዓራይነት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 7 ክሳብ 14 ሚያዝያ ኣብ ዘሎ ሓደ ሰሙን ልዕሊ ብር 30 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቑሑት ኮንትሮባን ከምዘሓዘ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣተውቲ ኮንትሮባንድ፥ ልዕሊ ብር 25 ሚሊየን ዘውፅኡ ክዳውንቲ፣…

ሽዱሽተ ትካላት ንክልተ ሓደሽቲ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ንዝወፅአ ጨረታ ሰነድ ኣእትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ዓለም ለኸ ትካላት ንክልተ ሓደሽቲ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ንዝወፅአ ጨረታ ሰነድ ኣእትዮም። እቲ ሰነድ ጨረታ ዝኣትወሉ እዋን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 4 ንጎሆ ተዛዚሙ። እቶም ዓለም ለኻዊ ትካላት ሳፋሪኮም ካብ ኬንያ፣ ቮዳፎን ካብ ብሪታኒያ…

ኣብ ሞቃዲሾ ምንዋሕ ዘበነ ስልጣን ፕሬዚደን ፋርማጆ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ናዕቢ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ምንዋሕ ዘበነ ስልጣን ፕሬዚደን ሞሓመድ ፋርማጆ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ኣብከተማ ሞቃዲሾ ናዕቢ ተፈጢሩ። እቲ ናዕቢ፥ ኣብ ሞንጎ ሓይሊታት ፀፅታ ነቶም ፕሬዚዳንት ዝድግፉን ዝቃወሙን ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብ ጥቓ ቤተ መንግስቲ…

ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስጀኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስጀኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን በፂሑ። ብመሰረት እዚ ኣብታ ኣህጉር በቲ ቫይረስ ዝልከፍ ሰብ ካብ እዋቀን ናብ እዋን ክብ ይብል ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ሀይወቶም ዝሰኣኑ እውን ልዕሊ…

ኣብ ትግራይ ንፀገም ዝተጋለፁ ዜጋታት ዝሕግዙ ወልታውያን መናእሰይ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ንፀገም ዝተጋለፁ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝሕግዙ 1 ሺሕን 100 ወልታውያን መናእሰይ ተመሪቖም። ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሚኒቴር ሰላም ንሓደ ወርሒ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ዘሰልጠኖም መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…

ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሳ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሳ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ምድብ ሐ እናተወዳደረት ትርከብ ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ፥ መበል 21 ሰሙን ፀወታኣ ፅባሕ ተካይድ ትኾን እምበር ኣብ ካልኣይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ኮልፌ ብጋንታ ቡታጅራ…

ፖሊስ ፌዴራል 600 ሰልጠንቲ ኣመራርሓታት ኣድማ ብተናን ፀረ ፈንጂን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ መሰልጠኒ ኣዋሽ 7 እናሰልጠኖም ዝነበሩ 600 ሰልጠንቲ ቀዳማይ ዙር ኣመራርሓታት ኣድማ ብተናን 4ይ ዙር መሰረታዊ ፀረ ፈንጂን ኣመሪቑ። ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ ኣብቲ ስነ-ስርዓት…

ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብነፅነት ናይ ምልማዕ መሰላ ተርኢየሉ ፕሮጀክት ኢዩ – ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ብነፅነት ናይ ምልማዕ መሰላ ተርኢየሉ ፕሮጀክት ስለዝኾነ ኢትዮጵያውያን ሓበራዊ ሓድነትን ምርድዳእን ክህልዎን ብሓባር ጠጠው ብምባል ኣብ ጫፍ ከብፁሑዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…