ኣብ ዘሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብ ምዕራብ ኣሜሪካ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን ልዕሊ 600 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ውዳበታት ኣብ ሎስ ኣንጀሎስን ከባቢኣን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ተዛቲዩ።
ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሃገሮም ንምሕጋዝ ድሉዋት…