Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2021

ባንኪ ዓለም 907 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝስርሑ ሰለስተ ፕሮጀክታት ዝውዕል 907 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ግሩፕ ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ…

ኣብ ስልሒት ምክፍፋል ድጎማ በጀት ፌዴራል ዝተገበረ መፅናዕቲ ፍሉይ ዕላማ ዘለዎ ድጎማ በጀት ዝከፋፈለሉ ኣሰራርሓ ስርዓት ኣድሂቡ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስልሒት ምክፍፋል ድጎማ በጀት ፌዴራል ዝተገበረ መፅናዕቲ ፍሉይ ዕላማ ዘለዎ ድጎማ በጀት ዝከፋፈለሉ ኣሰራርሓ ስርዓት ኣድሂቡ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝተውሃቦ ሕገ-መንግስታዊ ልኡኽቶ ብብቕዓት ንምውፃእ፥ ኣብ መፅናዕቲ ዝርከብ…

ኤምባ ኣሜሪካ ኣብ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘድሃበ ስልጠና ዓቕሚ ህንፀት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤምባ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ዓቕሚ ህንፀት ኣካይዱ። ዳያኑ፣ ዓቀብቲ ሕጊ፣ ጠበቓታትን ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ቤት ህንፀትን ኣብቲ ዓውደ በፅናዕቲ ተሳተፎም፡፡ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ጉዳያት ግብረ…

እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሕክምና ኮቪድ 19 ዝሕግዝ ጉጅለ ሕክምና ክትልእኽ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ሕክምና ኮቪድ 19 ዝሕግዝ ጉጅለ ሕክምና ክትልእኽ ኢያ። እቲ ሰብ ሞያ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሆስፒታል ሳምሶን ኣሱታ ናብ ኢትዮጵያ ዝለኣኽ እንትኸውን፥ ብዶክተር ኣሳፍ ፔሬተዝ ዘምራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሉኣላውነት፣ ፖለቲካዊ ናፅነት፣ ግዝኣትን ሃገራዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ከምዘኽብር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሉኣላውነት፣ ፖለቲካዊ ናፅነት፣ ግዝኣትን ሃገራዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ከምዘኽብር ኣረጋጊፁ። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሰብ ኣዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብ…

ኣብ ዘላቒ ረብሓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ፎረም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዘላቒ ረብሓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ፎረም ኣብ ዩንቨርስቲ ኣሶሳ ይሳለጥ ኣሎ። “ምትሕብባር ምሁራንን ተሳትፎን ንዘላቒ ረብሓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ምሁራን ዩንቨርስቲ ይሳተፉ…

ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ስደት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስን ብዘላቕነት ምጥያሽ ዝከኣለሉ ኩነታትን ኣድሂበን ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጃሚል ዓብዱላህ ተዛቲየን። ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…

ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰልን ኣብ ክሊ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ተላዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ኣብ ክሊ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰልን ቀፀልቲ ዓውዲታት ምትሕብባርን ብምድሃብ ተላዚቦም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዶ/ር ዳንኤል…

ብምኽንያት ሕፅረት ኦክሲጅን ተሓከምቲ ንምሕጋዝ ከምዝተፀገመ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሜዲካል ኮሌጅ  ሚሌኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ብምኽንያት ሕፅረት ኦክሲጅን ተሓከምቲ ንምሕጋዝ እናተፀገመ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ሆስፒታል ዘጋጠሞ ሕፅረት ኢክሲጅን ስዒቡ ቅድም ክብል ንካልኦት ሆስፒታላት ይወሃብ ዝነበረ ቀረብ ከምዘቋፀ እውን…

ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስን ጅማ አባ ጅፋርን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ጅማ አባ ጅፋርን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየን። ጌታነህ ከበደ ቅድሚ ዕረፍቲ ንጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሽቶ እንተመዝግብ፥ ተመስገን ደረሰ ድማ ድሕሪ ዕረፍቲ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር…