Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ኣይተ ደመቀ ኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ዱዋሂር ዱልካማል ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ጉዳይ ርክብ ክልቲን ሃገራትን ሰለስተኣዊ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰን ዘድሃበ ከምዝነበረ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ እቲ መዓልቲ ጀጋኑ ሓርበኛታት ንኢትዮጵያውያ ካብ ሓሙሽተ ዓመት ወራር ጣሊያን…

6ይ ሃገራዊ መረፃ ውፅኢታዊን ተኣማኒን ንኽኸውን ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ" ብዝብል ርእሲ ምስ መዳርግቲ ኣአካላት መድረኽ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ወርቅነሽ ብሩ፥ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ተካይዶ መረፃ ተኣማኒ፣ ግልፂን…

ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ እሙናት ፍልፍል ሓበሬታታት ከምዘረጋገፆ፥ ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ብዘጋጠሞም ሃንደበታዊ ሕማም…

ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ንምቕናስ ተሽከርከርቲ ዘሳፍርኡ ቁፅሪ ሰብ ዝቕንስ መምርሒ ኣሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ንምቕናስ ተሽከርከርቲ ዘሳፈርኡ ቁፅሪ ሰብ ዝቕንስ መምርሒ ኣሰናዲኡ። እቲ ሓዱሽ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር እንትኾን፥ ኩለን ኣገልግሎት ህዝቢ ዝህባ ተሽከርከርቲ ቁፅሪ…

መዓልቲ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ “ኢትዮጵያውያን ነኒባዕሎም ስለዘይስማዕምዑ ዝደለኹዎ ክፍፅም ኢየ” ኢሉ ብጉራ ዝመፅአ ፀላኢ አሕሮም ዝመለሱሉ ኢዩ – ኣፈ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝተንፀባረቐሉን ኢትዮጵያን ምስ ሙሉእ ክብራ ሓሊዮም ንተተካኢ ወለዶ ዘመሓላለፉ ጀጋኑ ንዝክረሉ መበለ 80 ዓመት በዓል ሓርበኛታት ንብሄራት፣ ብሄረሰባትን ሕዝቢታትን ኢትዮጵያ ፍሉይ ትርጉም ኣለዎ” ክብሉ የፌዴሬሽን ኣፈ-ጉባኤ…

ኢትዮጵያ ንምድሓን ኩሉ ሰብ ሓድነት ክህልዎ ኣለዎ – ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀላእቲ ግምንባር ፈጢሮም ዝተበገሱላ ሃገር ብምዃና ነታ ሃገር ንምድሓን ኩሉ ሰብ ሓድነት ክህልዎ ኣለዎ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም።…

ከይዲ ምዘገባ መረፃ ኣብ ዘይተጀመረሎም ክልላት መረፃ ካብ 29 ሚያዝያ ክሳብ 13 ጉንበት ብፍሉይ ኩነታት ንኽካየድ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ምዘገባ መረፃ ኣብ ዘይተጀመረሎም ክልላት መረፃ ካብ 29 ሚያዝያ ክሳብ 13 ጉንበት 2013 ኣ.ም ብፍሉይ ኩነታት ንኽካየድ ተወሲኑ። ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ክልላት ብዝገበሮ ልዑል ስራሕቲ ምትሕብባር ጣቢያታት መረፃ ተኸፊቶም ከይዲ…

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ሱዳን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ሱዳን ኣምሪሖም። ኣብቲ ናብታ ሃገር ዘምረሐ ብፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኡስማን ሳሊሕን ኣማኻሪ…

34 ካፒቴናት ባቡር ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ 34 ካፒቴናት ባቡር ኣመሪቑ። እቶም ካፒቴናት ንኽልተ ዓመታት ስልጠና ዝረኸቡ እንትኸውን፥ ን6 ኣዋርሕ ናብ ቻይና ከይዶም ናይ ተግባር ልምምድ ምግባሮም ተገሊፁ። CCECን CERCን ዝተብሃሉ…