Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ፕሬዚዳንት ፎርማጆ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣቡዱልፈታህ ኣብዱላሂ ደብዳቤ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ፎርማጆ ኣቕሪቦም። ፕሬዚዳንት ፎርማጆ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣፍሊጦም፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ዞባዊ…

ሓደሽቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዘለዎም ቅርታ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ምቕራብ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዘለዎም ቅርታ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ምቕራብ ከምዝኽእሉ ሚኒስተር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ብኣካል መፂኦም ቅርታ ዘቕርቡ ተምሃሮ ከምዘየተኣናግድ እውን ሓቢሩ። እቶም…

በዓል ትንፋኤ ብሰላም ምኽባሩ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንፋኤ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን፥ ሕብረተሰብ ንዝገበሮ ቅኑዕ ምትሕብባርን ሓላፍነቶም ብብቕዓት ንዘተዋፅኡ ኣካላት ፀፅታን ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡ በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኽኽበር ነበርቲ እታ ከተማ…

ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ ድኽዳኸ ንምክልኻን 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ። እቲ ሓገዝ ትሕቲ ሓሙሽተ ንዝኾኑ ህፃናት ዝቐርብ ኩለመዳይ ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምድንፋዕ…

ኣሚሶም ኣብ ሰላምን ምርግጋእን ሶማሊያ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ወታደራት ኢትዮጵያ ናይ ክብሪ ሜዳሊያ ሸሊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ሕብረት ኣፍሪከሳ ኣብ ሶማሊያ (አሚሶም) ኣብ ሰላምን ምርግጋእን ሃገረ ሶማሊያ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ወታደራት ኢትዮጵያ ተሸለምቲ ናይ ክብሪ ሜዳሊያ ኮይኖም። ኢትዮጵያውያን ወታደራት ኣብ ሶማሊያ ዝነበሮም ናይ ሓደ…

ዓበይቲ ኩባኒያታት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓሊሞም ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓበይቲ ኩባኒያታት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓሊሞም ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብታ ሃገር ብዓውዲ መፍራይ ኬሚካል፣ ማዕድንን ዝተፈላለዩ ናውቲታት ኣብ ምፍራይን፣ ምቅንብባር ጣፍ ሕርሻን ጨርቃ መርቅን ናይ ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት…

ሃገራት ጉጅለ-7 40 ሚልዮን ደቂ ኣንስትዮ ናይ ትምህርቲ ዕድል ክረኽባ ክገብራ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ጉጅለ-7 ዝኾና ሃብታም ሃገራት ኣብ ድኻታትን ማእከላይ ኣታዊ ዘለወንን ሃገራት ዝርከባ 40 ሚልዮን ደቂ ኣንስትዮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክሰዳ ዘኽእል ስምምዕ ከምዝገብራ ተገሊፁ። እቲ ስምምዕ ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ…

ፀላእቲ ሃገር ንምስዓር ኢትዮጵያውያን ብሓባር ጠጠው ክብሉ ይግባእ – ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእቲ ሃገር ንምስዓር ኢትዮጵያውያን ብሓባር ጠጠው ክብሉ ከምዝግባእ ፕሬዚዳነንት ማሕበር ጀጋኑ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን። ኢትዮጵያ ቅድሚ 80 ዓመት ካብ ዝገጠማ ናይወፃኢ ወረራ ዝመሳሰል ፀገም እናጋጠማ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡…

መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ፍቕርን ምትሕስሳብን ክህልው ከምዝግባእ ተገሊፁ

አቸኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ፍቕርን ምትሕስሳብን ክህልው ይግባእ ክብሉ ኣካቢ መድረኽ ሽማግለ ሃገር ኢትዮጵያ ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም። እዚ ድማ ኣብ ሓደ ክልል ወይ ኣብ ርእሰ ከተማ ጥራሕ ከይኮነን ኣብ መላእ እዛ ሃገር ክኸውን ከምዝግባእ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊት ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ፥ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊትን ኣብ ዕዳጋ ዓለም ተወዳዳሪትን ንምግባር ዘኽእሉ ተግባራት ብትኹረት…