Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲታት ኣፍሪካ 10ይ ዝበለፀ ዩኒቨርሲቲ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ዓቢዪን ቀዳማይን ዝኾነ ላዕለዋይ ትካ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲታት ኣፍሪካ 10ይ ብሉፅ ዩኒቨርሲቲ ተባሂሉ። ዩኤስ ኒውስ ግሎባል ኣብዚ ዓመት ኣብ ዘውፀኦ ደረጃ፥ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲቲታት ሃገራት…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እቲ በዓል ኣብ መረበቶም ብምዃን ኣብ ምዉቕ ቤቶም ዘለዎም ተላኺፎም ንምኽባር ዕድል ንዘይረኸቡ ብዙሓት ወገናት ብምሕሳብ፣…

ወተሃደራት ኣሜሪካን ኔቶን ካብ ኣፍጋኒስታን ክወፅኡ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ  ሲ)ፕረዚዳንት ጆ ባይደን ወተሃደራት ኣመሪካ ክሳብ 11 መስከረም ካብ ኣፍጋኒስታን ጠቕሊሎም ክወፅኡ ብመሰረት ዝሃብዎ ትእዛዝ እታ ሃገር ወተሃደራታ ብወግዒ ካብ ኣፍጋኒስታን ከተውፅእ ምጅማራ ተገሊፁ። ወተሃደራት ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክን (ኔቶ)…

በዓል ትንሳኤ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ  ሲ)በዓል ትንሳኤ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያንን ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናትን ኢትዮጵያ ለይቲ ብዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ስነ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዝተፀገሙ ወገናት መኣዲ ኣካፊሎም። እቶ መኣዲ ዝተኻፈሉ፥  210 ንዝኾኑ ኣረጋውያን፣ ጉዱኣት ኣካልን ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት ከምዝኾኑ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ውድባት “ህዝቢ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ሕወሓት)ን” “ሸኔን” ብግብረ ሽበራውያን ንኽየሙ ውሳነ ሓሳብ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ውድባት “ህዝቢ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ሕወሓት)ን” “ሸኔን” ብግብረ ሽበራውያን ንኽየሙ ውሳነ ሓሳብ ኣቕሪቡ። ሙሉእ መግለፂ እቲ ቤት ምኽሪ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ኣብ ዘሓለፉ 3…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ሰማ ጥሩነህ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላደፊ ቢሮ ድሕንነት ህዝቢን መተሓባበሪ ክላስተር ሰናይ ምምሕዳርን ኮሚሽነር ተኮላ…

ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ብጉያ ማራቶን ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ንምምራፅ መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ብጉያ ማራቶን ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ንምምራፅ መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ እቲ መፃረዪ ውድድር፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሰበታ ተኻይዱ። እቲ መፃረዪ ውድድር ብክልቲኡ ፆታ ዝተኻየደ…

በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ ለይቲ ሰዓት 9 መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ድሮ እቲ በዓል ሎሚ መዓልቲ ለይቲ ሰዓት 9 ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ዋና ዳይሬክቶሬት ኢንዶክትሪኔሽን ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ መዓልቲ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር 27 ሚያዝያ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ መልእኽቶም፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ ሉኣላውነታ ሓሊያ ንምቕፃል፣…