Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ሙሁራት ዩኒቨርሲቲ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ካገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ፅሬትን ግቡእን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብዝብል ምስ ሙሁራት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር…

ኒያላ ኢንሹራንስ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ 26 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኒያላ ኢንሹራንስ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ 26 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ፈፂሙ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዝተረኸቡ ፍሉጣት ሰባት እቲ ኩባኒያ ንዝፈፀሞ ዕድጊት አመስጊኖም። ኒያላ ኢንሹራንስ አክሲዮን ማህበር ናይ ሐዚ ዕድጊት…

20 ተዓወትቲ ውድድር ብሩህ ፈጠራ ሓሳብን ንግዲን ሽልማት ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ውድድር ብሩህ ምህዞ ሓሳብን ንግዲን 20 ፈጠርቲ ስራሕ ሽልማት ተበርኪቱሎም፡፡ እቲ ውድድር ንግዲን ፈጠራ ሓሳብን፥ ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ፋውንዴሽን ማስተር ካርድንን ምስ ዝተፈላለዩ መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባር…

ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ስምምዕነት ዩኔስኮ 1970 ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ስምምዕነት ዩኔስኮ 1970 ብምዃን ተመሪፃ። እቲ መረፃ ኣባል ሃገራት እቲ ስምምዕነት ኣብ ዘካየድኡ መበል ሻድሻይ ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ተኻይዱ። ባህላዊ ቅርስታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ንከይወፅኡን ንከይኣትዉን ከምኡወን…

ቀዳማይ ሚኒስትርን ፕሬዚዳትን ማሊ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ድሕሪ ምእሳሮም ስልጣኖም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ሞካር ኦዋንን ፕሬዚዳትን እታ ሃገር ባህ ንዳውንን ብወተሃደራዊ ሓይሊ ድሕሪ ምእሳሮም ስልጣኖም ለቒቖም። ብጊዚያዊ ምክትል ፕሬዚዳትን ኣሲሚ ጎይታ ዝምራሕ እቲ ብወተሃደራዊ ሓይሊ፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር ሞካር ኦዋንን…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ መክያድ ጀሚሩ። ኣቦ መንበር ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝበልዎ፥ እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ብዙሓት ወሰንቲ ጉዳያት…

ኢትዮጵያ “ማእኸል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ” ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሓዳሽ ማእኸል ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ንዳህስስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካን ዝተሳተፍሉ “ቨርቺዋል” ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ…

ህንዲ ዘውፅኣቶ ሓድሽ ሕጊ ብሕትና ኣመልኪቱ ዋትስኣፕ ክሲ ከምዝመስረተ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ህንዲ ዘውፅኣቶ ሓድሽ ሕጊ ብሕትና ኣመልኪቱ ዋትስኣፕ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ህንዲ ክሲ ከምዝመስረተ ኣፍሊጡ። ኣብ ወርሒ ለካቲት መንግስቲ ህንዲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝዝርጋሕ ሓበሬታ ንምቁፅፃር ሓድሽ መምርሒታት ኣተኣታትዩ እዩ። ብመሰረት…

ጋንታ ቪያርል ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋንታ ቪያርል ንጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ብምስዓር ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ 2020/2021 ኮይና። እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድን ስፔናዊት ጋንታ ቪያርያልን ዘራኸበ ናይ ፍፃመ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ቪያሪያል ተዛዚሙ። ስሩዕ ፀወተአን…

 ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኳታር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኳታር ሼኽ መሓመድ ቢን ኣብዱልራህማን ኣል ታህኒ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊን ቀርኒ ኣፍሪካን ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት በምድሃብ…