ኣብ ስዑዲ ዝርከቡ ዜጋታት እንተነኣሰ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑዲ ዝርከቡ ዜጋታት እንተነኣሰ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ…