ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንፀገም ዝተቓልዓ ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንፀገም ዝተቓልዓ ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ገንዘብን ሕክምናን እናተገበረ ከምዝኾነ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ኣቐባሊት ቃል እቲ ምምሕዳር ዶክተር ኣደዳ ሃይለስላሰ፥ እቲ ሓገዝ ብመንግስቲ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተዛሪበን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት መረፃ ብዝምልከት ዝተዛበዐ ሓበሬታ ዘጋውሑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ – ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት መረፃ ብዝምልከት ዝተዛበዐ ሓበሬታ ዘጋውሑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ከምዝግባእ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ጌቱ አርጋው ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቆፀራ ድምፂ ምዝዛሙ ስዒቡ ድምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ሲቪል ማሕበራት ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ዝነበሩ ክፍተታት ንምምላእ ዝተገበረ ፃዕሪ ንኢዱ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ሲቪል ማሕበራት ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ዝነበሩ ክፍተታት ንምምላእ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ፃዕሪ ንኢዱ። እቲ ሕብረት ከይዲ ምሃብ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንምዕዛብ ብዙሓት ተዓዘብቲ ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ተዛዚሙ – ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ መረፃ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ተዛሪቦም። ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ከይዲ መረፃ ንምትዕንቓፍ ፈተነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ መረፃ ተኣማኒን ሰላማዊን ነይሩ – ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘካየደቶ መረፃ ተኣማኒን ሰላማዊን ከምዝነበረ መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ፕሬዚዳንር ናይጄሪያ ኦሊሴንጎ ኦባሳንጆ ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ካብ ጎስጓስ መረፃ ኣትሒዙ ክሳብ መዓልቲ መረፃ ዘሎ ከይዲ ከምዝተኸታተለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙሉኣለም ጌታሁን ምክትል ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ምሕዳራ ዕዳን ሃፍቲን ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ሙሉኣለም ጌታሁን ምክትል ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ምሕዳራ ዕዳን ሃፍቲን ኮይኖም ተሸይሞም። ኣይተ ሙሉኣለም ጌታሁን፥ ናይቲ ብብር 600 ቢሊየን ካፒታል ዝተጣየሸ ኮርፖሬሽን ኢዮም ምክትል ዳይሬክተር ኮይኖም ተሾይሞም ዘለዉ፡፡ እቲ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ንመሪሕነት ክበቕዓ ምግባር ኣብ ልምዓትን ምዕባለን ሃገር ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ንመሪሕነት ክበቕዓ ምግባር ኣብ ልምዓትን ምዕባለን ሃገር ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎ ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ፕሬዚደንቷ ‘‘ውመን ፖለቲካል ሊደርስ’’ ዝተብሃለ ትካል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ነቢል ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዶክተር ጄምስ ዋኒ ኢጋ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ነቢል ጥንኩር ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብምልዓል ተረባሕነት ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ኣፍሊጡ። ማሕበረሰብ፣ ሓይሊታት ፀፅታን ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካን እቲ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ንዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡ ከይዲ ምጉዕዓዝ ድምፂ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ኣጋዊሖም ዝበለቶም መርበብ ሓበሬታታት ኢራን ኣጊዳ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ኣጋዊሖም ዝበለቶም መርበብ ሓበሬታታት ኢራን ካብ ኢንተርኔት ከምዝኣገደት ተገሊፁ። ቢሮ ፍትሒ ኣሜሪካ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ዋንነቶም ናይ መንግስቲ ኢራን ዝኾኑ 33 መርበብ ሓበሬታታትን ንዓመፅቲ ሃውቲ…