ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ወላይታ ኩሎም ድምፂ ዝተውሃበሎም ሳንዱቓት ናብ ክልላት መረፃ ቢፂሖም Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ኩሎም ድምፂ ዝተውሃበሎም ሳንዱቓት ናብ ክልላት መረፃ ከምዝበፅሑ ተገሊፁ፥ ኣብ ዞባ ወላይታ፥ ኣብ ሸውዓተ ክልላት መረፃ ዝርከባ 563 ጣቢያታት መረፃ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተሳሊጡ ኢዩ፡፡ ድምፂ ዝተውሃበሎም ሳንዱቓት ናብ ክልላት…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ በረራ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቋፁዎ ዝነበረ ናብ ኣስመራ ዝግበር በረራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ካብ ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት በረራ ምጅማሩ፥ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ክልል ደቡብ 98 ሚኢታዊ ድምፂ ዝተውሃበሎም ኣቑሑት መረፃናብ ክልላት መረፃ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልል ደቡብ 98 ሚኢታዊ ድምፂ ዝተውሃበሎም ኣቑሑት መረፃናብ ክልላት መረፃ ከምዝኣተዉ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል መረፃ ክልላት ደቡብን ሲዳማን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ዝተረፉ ናውቲ ድማ ድሕሪ ዝተወሰኑ ሰዓታት ናብ ክልላት መረፃ ከምዝኣትዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጅማ ኩሎም ሳንዱቓት መውሃቢ ድምፂ ናብ ክልል መረፃ በፂሖም Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ ኩሎም ሳንዱቓት መውሃቢ ድምፂ ናብ ክልል መረፃ ከምዝበፅሑ ተገሊፁ። ኣብቲ ዞባ ከተማ ጅማ ሓዊሱ 18 ክልላት መረፃ ዘለዋ እንትኾና፥ ኣብ 1 ሺሕን 583 ጣቢያታት መረፃ ከይዲ ምሃብ መረፃ እናተኻየደ ፀኒሑ ኢዩ። ኣብዚ ሕዚ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ናይ ዘኽታማት መንበሪ ገዛ ብምሕዳስ ክረምታዊ ስራሕ ወለንታ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ዘኽታማት መንበሪ ገዛ ብምሕዳስ ክረምታዊ ስራሕ ወለንታ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ከባቢ ኣቧሬ ተረኺቦም ኢዮም መንበሪ ገዛ ዘኽታማት ብምሕዳስ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሮም ዘለዉ። ኣብዚ ክረምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ተዓዛቢ ምርጫ ተተካኢ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ መረፃ ዝተረጋገዐን ሰለማዊ ድባብ ዝተላበሰን ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ አበባ፣ ሰኔ 15፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ተዓዛቢ ምርጫ ተተካኢ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ መረፃ ዝተረጋገዐን ሰለማዊ ድባብ ዝተላበሰን ምዃኑ ተዓዚበ ኢ ክብል ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ኣብ ኣርባዕተ ክልላትን ክልተ ምምሕዳራት ከተማን ኣብ 190 ጣብያታት ምርጫ ብምርካብ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሩሲያ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሩሲያ ኣምሪሖም። ኣይተ ደመረ ኣብታ ሃገር ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መድረኽ ፍሪያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መድረኽ ፍሪያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ከምዝተኸፈተ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን፥ ኢትዮጵያ መድሓኒትን ቴክኖሎጂ ሕክምናን ንምፍራይ ዘለዋ ቁርፀኝነት ኣብ ዘርአየትሉ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ዝወዓለ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ብዝኾነ ኩነታት ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ዝወዓለ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ብዝኾነ ኩነታት ምዝዛሙ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ አለማየሁ ጢሞቲዎስ፥ እቲ ከይዲ ብሰላም ንክዛዘም ነበርቲን ኣካላት ፀፅታን ዝተውሃቦም ሓላፍነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ማእኸል ምርመር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝብል ንክስየም ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ማእኸል ምርመር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝብል ንክስየም ወሲኑ። እቲ ኣካዳሚ ሕቶታት ኣመራርሓ መበል 21 ክፍለ ዘመን ንምምላእ ዘኽእል ዓቕሚ ዘለዎም ተመራመርቲ ዘፍሪን ኣተሓሳስባ ዕብየት ተኮር…