ቤት ምኽሪ ዓፋር ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ንመፈፀሚ ፕሮጀክታት ዝኸውን ልዕሊ 630 ሚሊየን ብር ተወሳኺ በጀትን ብምፅዳቕ ጉባኤኡ ዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ንመፈፀሚ ፕሮጀክታት ዝኸውን ልዕሊ 630 ሚሊየን ብር ተወሳኺ በጀትን ብምፅዳቕ ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዛዚሙ።
እቲ ቤት ምኽሪ ትማሊ ኣብ ዝጀመሮ ጉባኤኡ፥ ኣብ በጀት እዚ ዓመት ኣብቲ ክልል ንዝተሳለጡ…