ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰብ ሞያታት ኮሙዩኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬስ ሴክሬታሪት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰብ ሞያታት ኮሙዩኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ስልጠና ይህብ ኣሎ፡፡ እቲ ስልጠና፥ “ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ዲጂታል ዘበን”ን “ናይ ቀውሲ ኮሙዩኒኬሽንን” ብዝብል ርእሲ እናተኻየደ ምዃኑ ካብቲ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተር ጂም ኢንሆፍ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተር ኣሜሪካ ግዝኣት ኦክላሆማ ጂም ኢንሆፍ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ምዝታዮም ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ቀዳማይ ስምምዕነት ቀረፅ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ቀዳማይ ስምምዕነት ቀረፅ ተፈራሪመን። ሚኒስትር እቶት እስራኤል ከምዘፍለጦ፥ እተን ሃገራት ሓለዋ ኢንቨስትመንት ዘካተተን ፈላማይ ዝኾነን ስምምዕነት ቀረፅ ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ እተን…
ቢዝነስ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ኢንተርፕራይዛት ደኣንት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ኢንተርፕራይዛት ትካላት ደቀቕቲን ኣናእሽቱን(ደኣንት) ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንምቅልጣፍ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብሄራዊ ልምዓትን ኣድላዪ ከምዝኾነ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምቅልጣፍ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብሄራዊ ልምዓትን ኣድላዪ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ስለዝኾነ ድማ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ሽቶ ምዕባለ ኢትዮጵያ ትኹረት ዝገበረ ምዃኑ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብሓባር ጠጠው ብምባል ንሃገሩ ድጋፍ ክገብር ይግባእ – ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኢትዮ- ካናዳውያን Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ካናዳውያን መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበሮ ማዕቐብ ጉዕዞ ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ብምቅዋም ኣብ ከተማ ካልጋሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ትውልደ ኢትዮጵያውያን፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ኣሶሳ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ነበርቲ ከተማ ኣሶሳ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኢድ ኣእታውነት ሃገራት ወፃኢ ዝኹንን ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንክዛዘም ዘለዎም ድሉውነትን ቁርፀኝነትን ዝገልፁ ጭርሖታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣንፈታት ብምሃብ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣንፈታት ብምሃብ ተዛዚሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣብ ዝተረኸብሉ ዝተኻየደ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጥብቂ እናተደለዩ ዝነበሩ ኣባላት ጉጅለ ሽበራዊ ህወሓት ኣብ ጂቡቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እታ ሃገር ማእኸል ግብረራዕዲ ንምግባር እናተንቀሳቐሱን ብጥብቂ እናተደለዩን ዝነበሩ ኣባላት ጉጅለ ሽበራዊ ህወሓት ብመንግስቲ ጂቡቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል…