ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ስራሕ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ልዕሊ 550 ግዘ ብኣሽከርከርቲ ጉድኣት በፂሑዎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ስራሕ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ልዕሊ 550 ግዘ ብኣሽከርከርቲ ጉድኣት ከምዝበፅሖ ተገሊፁ።
ዋና መካየዲ ስራሕ ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ሙሉቀን ኣሰፋ፥ ሎሚ መዓልቲ ቪትዝ ተሸከርካሪት ኣብ ከባቢ ኡራኤል ሓፁር እቲ መገዲ…